Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2021

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሱዳንን ግብፂን ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ ዝርከብ ድርድር ንኸኽብሩ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሱዳንን ግብፂን ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ ዝርከብ ድርድር ግድብ ህዳሰ ንኸኽብሩ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃ ኢትዮጵያ ሓቲታ። ኢትዮጵያ ነቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝፀሓፈቶ ደብዳበ፥ ሱዳንን ግብፂን ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ከይዲ…

ኣብ ካናዳ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 376 ሽሕ ዶላር እቶት ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 376 ሽሕ ዶላር እቶት ከምዝተኣከበ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ገሊፁ። ኣብታ ሃገር ፍልይቲ መልእኽተኛ ኢትዮጵያን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ናሲሲ ጫሊ፥ ኣብ ካናዳ ዝነብሩ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ጉዳያት ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ጉዳያት ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ዳይሬክተር እቲ ቤት ዕዮ ሬና ጌላኒን ምክትል ዳይሬክተር…

ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ወደብ ላሙ ዑደት ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ መንግስትን ውልቀን ዝተውፅኣፅኡ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ወደብ ላሙ ዑደት ጀሚሮም። ምክትል ገዛኢ ክልል ላሙ ኣብዱል ከሪም፥ ኢትዮጵያውያንን ኬንያውያንን ኣብ ክልተ ሃገራት ዝነብሩ ሓደ ህዝቢ ከምዝኾኑ…

ቀ/ሚ ኣቢይ  ፅባሕ ቀዳም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ቀዳም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዕለተ ሰኑይ ብምኽኒያት መበል ሻድሻይ ብሄራዊ ምርጫ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ዕፁዋት ከምዝነበሩ ብምዝኽኻር፥ ፅባሕ…

ልዕልነት ድምፂ ህዝቢ ብምኽባር ከምዝንቀሳቐስ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራሲ ጉዳይ ህልውና ሃገር ብምዃኑ ልዕልነት ድምፂ ህዝቢ ብምኽባር ከምዝንቀሳቐስ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ 12 ፓርቲታት ፖለቲካ ሲዳማ  ኣፍሊጡ። እቲ ቤትምኽሪ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ ሃዋሳ መግለፂ ሂቡ። ነቲ መግለፂ ዝሃቡ…

ኣብ ትልሚ ዓመተ 2014 ንናህሪ ዋጋ ትኹረት ንክወሃብ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት እቶት በጀትን ፋይናንስን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ትልሚ ዓመተ 2014 ንናህሪ ዋጋ ትኹረት ንክወሃብ ሓቲቱ። እቲ ኮሚቴ ምስ ኣረዳእቲ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዘካየዶ መድረኽ ዘተ ኢዩ ነዚ ዝበለ። ብተወሳኺ ኣበቲ ሓዱሽ በጀት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ሓበሬታ ምልውዋጥ ትኹረት ኣብ ዝገበረ ኣኼባ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ሓበሬታ ምልውዋጥ ትኹረት ኣብ ዝገበረ ኣኼባ ተሳቲፎም። እቲ ኣኼባ ብቬርቺዋል ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ብፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን  ፌሊክስ ሺሴኬዲ  …

ብኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያን ሃፍቲን ሳልሰይቲ ሳትላይት ንምሕምባብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙሉእ ብሙሉእ ብኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያን ሃፍቲን ሳልሰይቲ ሳትላይት ንምሕምባብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዶክተር የሺሁን ኣለማየሁ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ካብ ጣቢያታት ዝተኣከበ ድምፂ ናይ ምድማር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብዝሓ ክልላት ምርጫ ኢትዮጵያ ካብ ጣቢያታት ዝተኣከበ ድምፂ ናይ ምድማር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ሎሚ መዓልቲ ብዛብባ እዚ መግለፂ ሂበን። እተን ኣካቢት፥ ኣብ  …