ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ዙር ምስፍሕፋሕ ተርሚናል ኮንቴይነር ወደብ በርበራ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ምስፍሕፋሕ ተርሚናል ኮንቴይነር ወደብ በርበራ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሳ ቢሂ፣ ላዕለዎት ልኡኻት ፌዴሪኢን ዳይሬክተር ዲፒ ወርልድ ሱልጣን ቢን ሱሌማንን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ እቲ ቀዳማይ ዙር ስራሕ ምስፍሕፋሕ ተርሚናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 18 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መንበሪ ሪፐብሊካን ጋርድ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብልዕሊ 18 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘህነፆ መንበሪ ሪፐብሊካን ጋድር ኣመሪቑ። ዋና ኣዛዚ ሪፐብሊካን ጋርድ ሜጀር ጀኔራል ብርሃኑ በቀለ፥ እቶም ኣባይቲ ሕፅረት መንበሪ ዝፈትሑ ከምዝኾኑ ተዛሪቦም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 74 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)74 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ቤት ፅፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ሊባኖስ ብምዝርራብ ሰነድ ኣልባን ፍቓድ መንበሪ ዘይብሎም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ እናገበረ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ምስ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምምብርትታዕን ንደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ተፈራሪሙ። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበልን ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 72 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 72 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ተኻይዱ። እኼባ ኣብ ጉዳያት ደቡብ ሱዳን፣ ሶማሊያ፣ ኮቪድ 19ን ተመዛበልቲ ዜጋታት ኣባል ሃገራት መሊስካ እግሪ ምትካልን ብምድሃብ ኢዩ ተሳሊጡ። ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝመርሓ ሚኒስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዞባ ጌዴኦ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዞባ ጌዴኦ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። እቲ ኣኼባ ኣብ ሓፈሻዊ ኪይዲን ዘጋጠሙ ፀገማትን መርጣ ዘድሃበ ኢዩ ነይሩ ተባሂሉ። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ህዝቢ ብበዝሒ ወፂኡ ብሰላም መሪፁ ምምላሱ ዘሐጉስ ከመዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣደባባይ ናብ ጎተራ ዝወስድ መሳለጢ መገዲ ንምንቅስቓስ ትራፊክ ክፍቲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣደባባይ ተበጊሱ ብመዞሪ ጎፋ ናብ ጎተራ ዝወስድ ዋና መሳለጢ መገዲ ንምንቅስቓስ ትራፊክ ክፍቲ ኮይኑ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ኣደባባይ ፒሽኪን ናብ ጎተራ መሳለጢ ዝወስድ መገዲ 320 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ጣሻ መገዲ ሓዊሱ ሙሉእ ብሙሉእ ብዝበሃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወደብ በርበራ ዑደት ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወደብ በርበራ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስን ፕሬዚዳንት ክልል ሶማሊ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ዘካተተ ከምዝኾነ፥ ካብ መራኸቢ ሓፋሽ ሶማሊ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ኣብ ዝምለሱሉ ኩነታት ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ብዳይሬክተር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ሌንጮ ባቲ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ስዑድ ዓረብ ብምቕናዕ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣዛህራኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ቦታታት ዝተቖፃፀረ ብምምሳል ዘጋወሖ ፕሮፓጋንዳ ሓሶት ኢዩ – ሚኒስቴር ምክልኻል Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰላምን ፀፅታን 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝብል እቲ ሰራዊት ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ምውፋሩ ስዒቡ ተረፍ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ቦታታት ዝተቖፃፀር ብምምሳል ዘጋወሖ ፕሮፓጋንዳ ሓሶት ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ሎሚ መዓል…