Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2021

ቦርድ ምርጫ ኣብዚ ሰሙን ዝተማለአ ውፅኢት ምርጫ ዕላዊ ከምዝገብር ገሊፁ

አዲስ አበባ ፣ ሰነ 28 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን ዝተማልአ ውፅኢት ምርጫ ዕላዊ ከምዝገብር ገሊፁ። ድምፂ ኣብ ዝተውሃበሎም ኩሎም ክልላት ምርጫ ውፅኢት ከምዝበፅሐ ሓኣፊት ኮሚኒኬሽን እቱ ቦርድ ሶሊያና ሽመልስ ተዛሪበን። ስለዝኾነ ኣብዚ ሰሙን ዝተማእአ…

ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘቕረቦ ለውጢ ስያመ ጣቢያ ቴሌቪዥን ብበዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ተቐባልነት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ ለውጢ ስያመ ጣቢያ ቴሌቪዥን ተቐቢሉ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር፥ “ቴሌቪዥን ትግራይ” ብዝብል ስያመ ዝፍለጥ ጣቢያ “የሓ ቲቪ” ዝብል ሽም ንኽወሃቦ ዘቕረቦ ሕቶ ተቐባልነት…

መናእሰይ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፈልሲ ክተኽሉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ሰላም ግንዛበ ዝለዋወጡሉን ፈልሲ ዝተኽሉሉን መርሃ ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። “መናእሰይ ሰላም የሃንፁ፤ ከባቢኦም ይከናኸኑ፤ ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ እቲ መርሃ ግብሪ፥ ተሓላቒ ሓይሊ ምብራቕ…

ግብፂ ንካናል ስዊዝ ዓፂያ ዝነበረት መርከብ ንምልቃቕ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ንካናል ስዊዝ ዓፂያ ዝነበረት መርከብ ንምልቃቕ ተስማዕሚዓ። እታ መርከብ ንዘብፀሐቶ ጉድኣት ካሕሳ ክሳብ ዝኽፈል ከይትንቀሳቐስ ተኣጊዳ ፀኒሓ ኢያ፡፡ ሕዚ ምስ ሰብ ዋና እታ መርከብን ኩባኒያ መድሕንን ብዝተገበረ ስምምዕነት ካሕሳ፥ እታ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንክኸውን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ፍሉይ ኣኼባ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ እቲ ባይቶ በጀት መንግስቲ ፌዴራል ዓመተ…

ኢትዮጵያ ብሰላምን ምትሕብባርን ምልማዕ ትደሊ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሰላምን ምትሕብባርን ምልማዕ ትደሊ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ንሰላም ዘድሊ ዋጋ ኩሉ ክንከፍል ኢና ኢሎም። ብግልፂ ዝረኣይ…

ምሕደራ ሓበሬታ ሽዱሽተ ከተማታት ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕደራ ሓበሬታ ሽዱሽተ ከተማታት ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምር ኢዩ። እቲ ምሕደራ ሓበሬታ፥ ከተማታት ባዕለን ንኸፋልጣ፣ ዝሰርሑዎም ስራሕቲ ህዝቢ ንኽፈልጦም፣ ዝህበኦ ኣገልግሎት ንኅፋለጥ፣ ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ ሰባት ዝተማልአ ሓበሬታ ንኽረኽቡ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ትሽዓተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ኤጀርሳ ቀበሌ ቢቴ ፍሉይ ሽሙ ኪሞዬ ዝተብሃለ ከባባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት ትሽዓተ ሰባት ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ትማሊ ሰዓት ትሽዓተን ፈረቓን ዘጋጠመ እንትኸውን፥ 13 ሰባት ኣሳፊራ ካብ…

ንሕሙማት ኤች ኣይቪ ዝኸውን ሓዱሽ መመርመሪ ቲቢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕሙማት ኤች ኣይቪ ዝኸውን ሓዱሽ መመርመሪ ቲቢ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መመርመሪ ናብ ስራሕ ዘእተዉዎ፥ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሚኒሰስቴር ጥዕናን ምስ መሓዙት ትካላት ብምትሕብባር ኢዩ። ኢትዮጵያ ልዑል ፅዕንቶ ኤች…

ግድብ ህዳሰ ፀገም ሓይሊ ኢትዮጵያ ዝፈትሕ፣ ስግኣት ሱዳንን ግብፅን ዝቕንስ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ እንስዕቦ ከይዲ ፀገም ሓይሊ ኢትዮጵያ ዝፈትሕ፣ ስግኣት ሱዳንን ግብፅን ዝቕንስ ከምኡውን ብሓባር እንዓብየሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሎም…