ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ንኸይቕፅል ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ ኢዩ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ንኸይቕፅል ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተደምሰሰ ዋና መተሓባበሪ ክፍሊ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም።
ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ምስ ላዕለዎት መኮንናት እቲ ክፍሊ…