ስፓርት ሰለሞን ቱፋ ደምሴ ብውድድር ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለሞን ቱፋ ደምሴ ብውድድር ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ብልዑል ኣፈላላይ ነጥቢ ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ። ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ውድድር ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ንኢትዮጵያን ብምካል ብ58 ኪ.ግ. ቴኳንዶ ደቂ ተባዕቲዮ ዝተወዳደረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ መንግስቲ ፌደራል፣ ብግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ተመረቕቲ ዝሓሸ ዓቕሚ ክፈጥሩ ኢዮም-ሌተናል ጄነራል አስራት ዴኔሮ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ “ሁርሶ ኮንቲንጀንት ማሰልጠኛ” መሰረታዊ ወተሃደራት ንካልኣይ ጊዘ ኣመሪቑ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኣብራኽ ህዝቢ ዝወፅአን ዝኾነ ይኹን መፅቀጥቲ ንምስባር ቁርፀኛ ዝኾነ ምዃኑ ዋና ኣዛዚ…
ስፓርት ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ትሕቲ 23 ዕድመ ብማዕረ ውፅኢት ሓደ ሸቶ ተፈላሊየን። ስለዝኾነ ብሩንዲ 4 ነጥቢ ብምሓዝ ካብ ዘላቶ ምድብ ቀዳመይቲ ብምዃን ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሃመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ድጋፍ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሃመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ድጋፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሰብኣዊ ኩነታት፣ ሓደጋ ድርቂን ድልውነትን፣ ኣብ ክልለ ሶማሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋልታ ሃገር ንዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እንገብሮ ደገፍ ክንቅፅል ኢና-ነበርቲ ዞባ ጅማ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሃገር ንዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እንገብሮ ደገፍ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ጅማ ገሊፆም። ስለዝኾነ ነበርቲ 20 ወረዳታትን ሓደ ምምሕዳር ከተማን ዞባ ጅማ 180 ኣብዑርን 40 ኣባጊዕን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብደገፍ ኣበርኪቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ዞባ ወላይታ ናይ ገንዘብን ናውቲን ደገፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊ ምክልኻል ፌዴሪኢ ካብ ምምሕዳር ዞባ ወላይታ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብርን 20 ኩንታል ሕሩጭ ከምኡውን 400 ደርዘን ማይ ደገፍ ተገይሩ። እቲ ደገፍ ንኮሚቴ ኣተኣካኻቢ ሃፍቲ ከምዝተረከበ ተገሊፁ። ሀዝቢ ወላይታ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ዶ/ር ደብረጺዮን ገብረሚካኤል 62 ሰባት ክሲ መስሪቱ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ዶ/ር ደብረጺዮን ገብረሚካኤል 62 ሰባት ክሲ መስሪቱ። እቶም ተኸሰስቲ ናይ ህዝባዊ ወያኔ ሓርነት ትግራይ ኣፈፃሚ ኮሚቴ ውሳነ ብምሃብ ልዑል ተሳትፎ ዝነበሮም ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓትን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዙሓት ምዕራፋት ዓወት ፈፂምና ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብዙሓት ምዕራፋት ዓወት ፈፂምና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 2013…
ቢዝነስ ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 62 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 62 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ኣታዊ ናብ ኣሜሪካ፣ ኣውሮፓ፣ ጃፓን፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ሲንጋፖር፣ እስራኤል ን ቻይናን ካብ ዝተልኣኹ ዝተረኸበ ኢዩ።…