ግደ ኣብ ተፋሰስ ኣባይ ዝርከባ ዩንቨርስቲታት ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) "ሓደ ትልሚ ሓደ ፀብፃብ፣ ንዝተዋደደ ተፋሰስ ኣባይ" በዝብል መሪሕ ሓሳብ ግደ ኣብ ተፋሰስ ኣባይ ዝርከባ 10 ዩንቨርስቲታት ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ…