Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2021

ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ምፅራይ ብ3 ደቒቓን 57 ሰከንድን 54 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ጊዘ ካልአይቲ ኮይና ብምእታው ናብ ፍፃመ ከምዝሓለፈት ካብ  ኣትሌቲክስ…

ካብ ዝተጣየሻሉ ዕላማ ወፃእ እንትንቀሳቀሳ ዝነበራ ሰለስተ ትካላት ወፃኢ ተኣጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተጣየሻሉ ዕላማ ወፃእ እንትንቀሳቀሳ ዝነበራ ትካላት ወፃኢ ከምዝተኣገዳ ኤጀንሲ ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ MSF HOLLAND ካልኣይ NORWEGIAN REFUGEE COUNCIL ሳልሳይ AL MAKTOUME FOUNDETION ዝተብሃላ…

ፕሬዚዳንት ባይደን ብፆታዊ መጥቃዕቲ ዝተኸሰሰ ኣመሓዳሪ ኒውዮርክ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንብፆታዊ መጥቃዕቲ ዝተኸሰሰ ኣመሓዳሪ ኒውዮርክ ካብ ስልጣኑ ንክወርድ ሓቲቶም። እቲ ኣመሓዳሪ ሕጊ እቲ ግዝኣትን ፌደራልን ከም ዝጠሓሰ ዓቃቢት ሕጊ ለቲትያ ጄምስ ምስ ገለፃ ድሕሪ ሰዓታት እዮም ፕሬዚዳንት ባይደን ንተግባር…

ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተሸሊመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ቤተሰብን ህፃናትን ዲሞክራቲክ  ሪፐብሊክ ኮንጎ በበዓመቱ 31 ሓምለ ዘኽብሮ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓን ኣፍሪካ ምኽኒያት ብምግባር ንፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሸሊሙ። ኣብቲ ፕሮግራም ንሃገሮምን ኣፍሪካን ልዑል ኣስተዋፅኦ…

157 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)157 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ትማሊ ናብ መቐለ መእታወን መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ጉዳይ ገሊፁ። እተን ተሽከርከርቲ ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ዝፀዓና እንትኾና፥ ካብ ትካል ምግቢ ዓለም፣ ዩኒሴፍን ዩ.ኤን .ኤፍ.ፒ.ኤ ውድብ…

79 ዜጋታት ካብ የመን፣ ሰንዓ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) 79 ዜጋታት ካብ የመን፣ ሰንዓ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ዝሳተፍሎም ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን ኢትዮጵያውያን ክሳተፉ ኢዮም። ሰዓት 7፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1500 ሜትሮ መፃረዪ ንፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፋ  ፍሬወይኒ ሃይሉን ለምለም ሃይሉን ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ክወዳራ…

ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ምስ መንግስቲ ብምዃን ንሰርሕ ኣለና-ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ምስ መንግስቲ ብምዃን ንሰርሕ ኣለና ኣብ ትሕቲ ዋና ፀሓፊ  ውድብ ሕቡራት መንግስታት/ውሕመ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ሃንደበታዊ ሓገዝን ማርቲን ግሪፊት ገሊፆም። እቶም መተሓባበሪ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ…

ተግባር ባንዳነት ኣሸባሪ ህወሓት ብምኽባስ ሃገራዊ ሓድነትን ሰላምን ምርግጋፅ ንኽእል ኢና- ፓርቲታት ፖለቲካ  

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህዝቢ ብምዃን ተግባር ባንዳነት ኣሸባሪ ህወሓት ብምኽባስ ሃገራዊ ሓድነትን ሰላምን ምርግጋፅ ንኽእል ኢና ክብሉ ኣብ ክልል ዓፋር ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ   ገሊፆም። እቶም ፓርቲታት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ ከምዝበልዎ፥…

ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚለየን ብር  ድጋፍ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሃምሌ 27፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዱባይን ሰሜን ኤምሬትን ካብ ኢትዮጵያውያን ኮሚኒቲ ማሕበር ናይ ኣመራርሓ ቦርድ ኣባላትን ዲፕሎማትን ብምዃን ኣብ ዝተገበረ ዘተ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚለየን ብር  ድጋፍ ተኣኪቡ። ኣብቲ ዘተ  ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎናን…