ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋጋ ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ካብ ገዛ ምውፃእ ን90 መዓልታት ተኸልኪሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋጋ ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ካብ ገዛ ምውፃእ ን90 መዓልታት ከምዝተኸልከለ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብታ ከተማ ናህሪ ናብራ የውስኽ ከምዘሎ ዘዘኻኸረ እቲ ምምሕዳር፥ እዚ ድማ ዘእምንን…