ኮሮናቫይረስ ለበዳ ኮቪድ 19 ሐዚ ‘ውን ብልዑል ኩነታት ኣብ ምስፍሕፋሕ ይርከብ-ዶ/ር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ዮሃንስ ጫላ ብምዃን ኣብ ጣቡያታት ጥዕና የካን ካዛንቺስን ዘሎ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ክታበት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ዑደት ገይሮም። እተን ሚኒስትር፥ ሕብረተስብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ከተማ ጎንደር ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝተሰለፈ ሓይሊ መኣዲ ኣካፊሎም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ጎንደር "ደጀን ንኢትዮጵያ” ብዝብል ምንቅስቓስ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝተሰለፈ ሓይሊ መኣዲ ኣካፊሎም። እቶም ወለንታውያን መናእሰይ፥ ካብ ማሕበረሰብ እታ ከተማ ዘተኣኻኸቡዎ መኣዲ፣ ዝተፈላለዩ ክዳውንቲን መሐለዊ ፅሬትን ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ዘበረታትዑ ምምሕያሻት ፖሊሲ ተገይሮም ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ዘበረታትዑ ምምሕያሻት ፖሊሲ ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ጉባኤ ምትሕብባር ኢንቨስትመንት ጀርመን-ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ብኣካቢነት መራሂተ መንግስቲ ጀርመን ኣንጌላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ንምድጋፍ ዝገብሩዎ ፃዕሪ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል መድረኽ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሃገሮም ንምድጋፍ ዝገብሩዎ ኣስተዋፅኦ ኣጠናኺሮም ንምቕፃል ቃል ኣቲዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኣንጎላ ኣብ ዘፈር ሎጂስቲክስ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣንጎላ ተቐቢሉ ኣብ ዘፈር ሎጂስቲክስ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም። እቲ ልውውጥ ልምዲ ኣብ ዘፈር ሎጂስቲክስ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣሰራርሓ፣ ተሳትፎ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ፣ ፀገማት እቲ ዓውዲን እናተፈትሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴክኖሎጂ ንምዕባይ ዝዳለዉ ዓለም ለኸ ጉባኤታት ትካላት ምርምር ረብሐኦም ዕዙዝ ኢዩ – ዶ/ር ኣብረሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርምራት ሳይንስ ቴክኖሎጂን ንምዕባይ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝዳለዉ ዓለም ለኸ ጉባኤታት ትካላት ምርምር ረብሐኦም ዕዙዝ ከምዝኾነ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፥ ብኣሰናዳእነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ዶክተር ሱብራማንያ ጄይሻንካር ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ህንዲ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ንኢትዮጵያ እትህቦ ዘላ ኣብ መትከል ዝተደረኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ደው ኢሎም-ዶክተር ኣብረሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝነብሩ ተወለድቲ ትገራይ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ደው ከምዝበሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣፍሊጦም። ናይ ትግራይ ተወለድቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ኢትዮጵያ ፀላኢ ከምዝኾነ ብኣግባቡ ተገንዚቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕደራ ሶፍትዌር ሓበሬታ ኣባይቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕደራ ሶፍትዌር ሓበሬታ ኣባይቲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተመሪቑ። እቲ ሶፍትዌር ብብርኪ ሃገር ኣተሓሕዛ ሓበሬታን ምሕደራን ተተሓሒዙ ዝረአ ሰፊሕ ክፍተት ብምምላእ ዓቢዪ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ተሓቢሩ፡፡ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም 42 ኣባላት ህወሓትን ሸኔን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ክሳብ ዝድምሰሱ ህዝቢ ዝጀመሮ ፃላኢ ወፍሪ ምምካትን ምቕባርን ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ። ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ጎጃም እዋናዊ ወፍሪ ህልውና ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት…