ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ኣብ ሱዳን ብድምቀት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ኣብ ሱዳን ካርቱም ዝርከብ ደብረ ሰላም መድሃኔ ኣለም ቤተ ክርስትያን ኦርቶ ዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል አዕምሮ ሓዊሱ ኣቦታት ሃይማኖትን ተኸተልቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ዝተፈጠረ ሓደጋ የለን – ኣይተ ካሳሁን ጎፌ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ዝተፈጠረ ሓደጋ ከምዘየለ ሚነስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ዲኤታ፥ ዝተወሰኑ መራኸብቲ ሓፋሽ ወፃኢን ማሕበራዊ ሚዲያታትን ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ኤርፖርት ጂማ ሓደጋ ምፍንጃር ኣጋጢሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ መርዓ ወፃኦም ንተመዛበልቲ ዝገበሩ ኢትዮጵያዊትን ኤርትራዊን መርዑት Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራብ ኣውስትራሊያውያን ትውልዲ 10 ሺሕ ዶላር ወፃኢ መርዐኦም ንኢትዮጵያውያን ተመዛበልቲ ለጊሶም። ኢትዮጵያዊት መርዓት ብዙኣለም (ሊሊ) ተገኔን ኤርትራዊ መርዓዊ ዳንኤል ባህታን ናይ መርዓ ወፃኢኦም ንተመዛበልቲ ኢትዮጵያውያን ንኽበፅሕ ኣብ ፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ዝቕፅል ዓመት ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ንኸዳሉ ተሰይሙ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ቱሪዝም ንኹለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክልል ሲዳማ እናተኸበረ ዝቐነየ መዓልቲ ቱሪዝም እንትዛዘም ዝቕፅል መዓልቲ ቱሪዝም ክልል ቤኒንሻንጉል ንኸዳሉ ተሰይሙ። ኣብ ክልል ሲዳማ ዝተኸበረ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም እዚ ዓመት፥ ብቀዳማይ…
Uncategorized ሓደ ሚሊየን ብር ዘሽልም ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ካብ ዝመሓላለፉ መደባት መዘናግዒ ሓደን ቀንዲን ዝኾነ ፋና ላምሮት ኣብ ዘካይዶ ውድድር ድምፃውያን ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ካካየድ ኢዩ። እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ 8ይ ምዕራፍ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ድምፃውያን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ካብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብወራር ትህነግ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ንዝተመዛበሉ ወገናት 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ተመዛበልቲ ኣብ ዝርከቡሉ ከተማ እብናት ብምርካብ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል እናሰልጠኑ ዝነበሩ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ዞባ መተከል ንምምላስ እናሰልጠኑ ዝነበሩ 265 ኣባልት ሚሊሻ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም። ምክትል ኣዛዚ ኣብቲ ከባቢ ናይ ዝርከብ ክፍለ ጦር ኮሎኔል መልካሙ በየነ፥ ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ኣቢሉ ሕብረተሰብ ባዕሉ ንኽከላኸልን ሓይሊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዙዝ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገበቡ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዙዝ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዘመዝገቡን ፃንሒት ግዜኦም ንዝዛዘሙ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣወሃህባ መዓርግ፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሜጀር ጀነራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮንናት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ዝተኸበረ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ – ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2021 0 ኣዲሰ ኣበባ፣ 16 መሰከረም፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ዝተኸበ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፈለጡ። ነቲ በዓል ብሰላም ክዛዘም ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ ብሙሉኦም ኣካላት ፀፀታ ኣመሰጊኑ። ሕብረተሰብ ጉዳይ ፀፅታ ይምልከተኒ ኢዩ ዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል መስቀል ዳመራ ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ በዓል መስቀል ዳመራ ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። አተም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ በዓል መስቀል ዳመራ ብደም ክነታት ነአተኽብሩ ሰናይ ትምኒተይ ይብፃሕኹም ኢሎም።…