Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ክብሩ ብምሕላው ንቐፃሊ ትውልዲ ምትሕልላፍ ይግባእ – ዶ/ር ሂሩት ካሳው

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ካብ ኣቦታትና ዝተረከብናዮ በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ክብሩ ብምሕላው ንቐፃሊ ትውልዲ ምትሕልላፍ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ገሊፀን። እተን ኢኒስትር በዓል መስቀል ዳመራ  ኣመልኪተን ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሰቀል…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)  ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብህራህማን ጃይሻንካር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ግድብ ህዳሰን እዋናዊ ኩነታት እዛ ሃገርን ዘተኮረ እንትኸውን፥ ናይ ሓባር ተረባሕነት…

በዓል መስቀል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፤ 16 መስከረም፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ) በዓል መስቀል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማ ሃዋሳ፣ ደብረ ብርሃን፣ ደሴ፣ ደብረ ታቦር፣ ሚዛን ኣማን፣ ሻሸመኔን ደበርቕን ብዙሓት ነበርቲ እተን ከተማታት ኣብ ዝተረኸብሉ ብድሙቕ ኩነታት…

ኣብ ዓለም ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን ንክነግስ ጠንኪርና ንስራሕ-ብፁዕ ወቅዱስ  ኣቡነ ማቲያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኣብ ዓለም ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን ንክነግስ ጠንኪርና ንስራሕ ክብሉ መልአኽቶም ኣመሓላሊፎም። በዓል መስቀል…

ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ  ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ  ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ። ኣትሌት ጎይቲቶም ነቲ ውድድር ብ2:20.09 ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ። ህይወት ገብረኪዳን ድማ 2:21.23 ሰዓት ካልአይቲ እንትትከውን፥   ሄለን ቶላ…

ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ማራቶን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ጉያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። 2:05:44 ዝኣተወሉ  ሰዓት እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ቤትዌል ዬጎን ካልኣይ፣ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሳላሳይ ብምዃን ውድድሮም ዛዚሞም። እዋናዊ…

ኣብ ኤጀርሳ ለፎ ወረዳ በዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)  ኣብ  ምዕራብ ሸዋ ዞባ ኤጀርሳ ለፎ ወረዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሸሞንተ ሰባት ሕይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ናይቲ ወረዳ ትራፊክ ፖሊስ ተቖፃቫሪ ዋና ሳጂን ፍቃዱ ሙሉጌታ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ ካብ ኣዲስ አበባ ናብ ጊንጪ እንትጎዓዝ…

ካብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ደቡብን ሲዳማን ዝተውፃእፅኣ ኣወዳድባ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንዝቃለሱ ሓይሊታት ፀፅታ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ደቡብን ሲዳማን ዝተውፃእፅኣ ኣወዳድባ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንዝቃለሱ ሓይሊታት ፀፅታ ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ድጋፍ ገይረን ። እቲ ግብረ ራዕዲ ብዝኸፈቶ ጦርነት…

በዓል ደመራ መስቀል ኣብ ኣዲስ ኣበባ  ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ደመራ መስቀል ኣብ ኣዲስ ኣበባ  ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና  ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ። እቲ በዓል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝኽበር እንትኸውን፥ ሕብረተሰብ እቲ በዓል እንተኽበር ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዓሊሞም ብሚኒስትር ጥዕናን ኢንስቲትዩት…

ብዝኾነ ይኹን መልክዑ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ጣልቃ ዝኣትወና ሓይሊ ኢትዮጵያ ኣይትዕገስን-ኣይ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀደማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን  ኣብ መበል 76 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኒዮርክ መደረ ገይሮም፡፡ መትከላት ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ናይ ሓባር ተረባሕነትን ኣብ ሉእላኣውነት ሃገራት ጣልቃ…