Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሩስያን ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ይሸጋገር ኣሎ – ኣምባሳደር ዩቭጋኒ ቴራኺን 

ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሩስያን ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ይሸጋገር ኣሎ - ኣምባሳደር ዩቭጋኒ ቴራኺን ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሩስያን ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ይሸጋገር ኣሎ ክብሉ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ዩቭጋኒ ቴራኺን ተዛሪቦም።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ  ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ  ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ተዛቲዮም። ብተመሳሳሊ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሴራሊዮን ፕሮፌሰር ዴቪድ ፍራንሲስ ክትቲኣዊ ርክብ ኣብ…

በዓል ዳመራ ሰላማዊ ኮይኑ ንክኽበር  ህዝበ ክርስቲያን ኩለ መዳይ ምትሕብባርነእ ድጋፍን ንክገብር ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ፃውዒት ኣቕሪባ

በዓል ዳመራ ሰላማዊ ኮይኑ ንክኽበር  ህዝበ ክርስቲያን ኩለ መዳይ ምትሕብባርነእ ድጋፍን ንክገብር ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ፃውዒት ኣቕሪ ኣዲስ አበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ዳመራ ሰላማዊ ኮይኑ ንክኽበር  ህዝበ ክርስቲያን ኩለ መዳይ ምትሕብባርነእ ድጋፍን…

ውፅኢታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘለዎም ኣባላት ሰራዊት ናይ ማዕርግ ዕብየት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዋና መምርሒ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ሕብረት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ መፅንሒ ጊዜኦም ንዝሸፈኑን ውፅኢታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘለዎምን ኣባላት ሰራዊት ናይ ማዕርግ ዕብየት ተዋሂቡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ሜ/ጄ ሃጫሉ ሸለመ ነቶም ኣባላት መዓርግ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል መስቀል እንትሕሰብ ድሕሪ ፈተና ዓወት፣ ድሕሪ ፀልማት ብርሃን፣ ድሕሪ ውድቀት ምልዓልከምዘሎ፤…

ኣብ በዓል ዳሜራ ቅልጡፍ ምርመራ ኮቪድ-19ን ክታበት ንዝደልዩ ድማ ኣገልግሎት ክታበት ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ዳሜራ መሰርቀል ቅልጡፍ ምርመራ ኮቪድ-19ን ክታበት ንዝደልዩ ድማ ኣገልግሎት ክታበት ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ብልዑል ኩነታት እናወሰኸ ዝመፅአ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን መከላኸሊ መገዲታት…

ጨፌ ኦሮሚያ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝቐረቡ ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔ ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ኮይኖም ንኸገልግሉ ዘቕረቡዎም ተሸወምቲ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፅቑ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኣወል ኣብዲ - ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር ክልል…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብህወሓት ኣብ ዝዓነዉ ትካላት ጥዕና ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ትካላት ጥዕናን ዝተመዛበሉ ዜጋታትን ጎብኒየን። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ሓዊሱ…

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መዛዘሚ ጎስጓስ መረፃ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ 20 መስከረም ንዝካየድ መረፃ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ጎስጓስ መረፃ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ኣካይዱ። ኣብቲ መዛዘሚ ጎስጓስ መረፃ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብለርፅግና ሶማሌ ኢንጂነር መሀመድ ሻሌ ሓዊሱ ላዕለዎት ሕፁያት…

3 ሺሕን 375 ጠያይቲ ክላሽንኮቭን 783 ጠያይቲ ብሬንን ሓቢኡ ክሓልፍ ዝፈተነ ውልቀሰብ ኢድ ብኢድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ተዋዲዶም ብዝገበሩዎ ክትትል ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም። ኣብ ከተማ ጎንደር ቀበሌ 18 ዝነብር እሸቴ ፀጋው ዝተብሃለ ተጠርጣሪ ካብ ከተማ ጎንደር ናብ ከተማ ባህርዳር…