ሓዱሽ መንግስቲ ንህዝቢ ቃል ዝኣተዎም ጉዳያት ንምፍፃም ለውጢ ኣወዳድባ ሒዙ ክመፅእ ኢዩ – ዶክተር አብርሃም በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝጣየሽ መንግስቲ ንህዝቢ ቃል ዝኣተዎም ጉዳያት ንምፍፃም ዘኽእሎ ኩለመዳይ ለውጢ ኣወዳድባ ሒዙ ከምዝመፅእ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር አብርሃም በላይ ገሊፆም።
ዶክተር ኣብርሃም በላይ ዝቕፅል ምስረታ መንግስቲ ኣመልኪቶም ምስ…