Uncategorized ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
Uncategorized ሃገራት ዝገብረኦ ሰብኣዊ ሓገዝ ክብ ንምባል ድሌት ኣርኢየን – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎና ጎድኒ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምድንጋር ዘለዎም ወገናት ግንዛብ ኣብ ምሃብ ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣምባሳደር ዲና ኣብ ናይ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ኣሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ክጣየሽ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክምስረት ኢዩ። ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንጨፌ ኦሮሚያ ዝተመረፁ ኣባላት ፈላማይ ጉባኤኦም እቲ ክል ንሓሙሽተ ዓመት ዝመርሕ ኣካል ክውደብ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ነባር ኣባላት ተፋኒዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ምድላው ተዛዚሙ- ፖሊስ ፌዴራል Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣መስከረም 14፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ዘኽእል ምድላው ምዝዛሙ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ካብ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስ፣ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር፣ ብሔራዊ መረዳእታን ደሕንነትን፣ ኣዲስ ኣበባ ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ወፍሪ “የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት” ተሓዊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንና ቴክኖሎጂ ናብ ወፍሪ "የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት" ተሓዊሶም መንግስቲ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ነባራዊ ኩነታት፣ ሉእላውነትን ውሽጣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ነባራዊ ኩነታት ህዝበን ዝጠዓዓም ኣማራፂ ፖሊሲ ክኽተላ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 14 ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ነባራዊ ኩነታት ህዝበን ዝጠዓዓም ኣማራፂ ፖሊሲ ክኽተላ ከምዝግባእ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ኣብ ዘዳለዎ መበል ራብዓይ ሴሚናር ፓርቲታት ፖለቲካ ቻይና ኣፍሪካ ተሓቢሩ። ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተኻየደ ሴሚናር ዝተሳተፉ ሓላፊ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብፉሉይ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብፉሉይ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ተዛቲየን። መንግስቲ ፌደራል ሃገራዊ ግዴታታት ኣብ ዘንብርሉ ህግጋታትን ዓለም ለኸ መአቀኒታት መሰረት ምግቢ፣ መድሓኒትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 30 ኩንታል በርበረን ሽሮን ዘየድሊ ነገር ሓዊሶም ናብ ዕዳጋ ዘቕረቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ወላይታ ከተማ ኣረካ ዘየድሊ ነገር ብምሕዋስ እኽሊ እናጠሓኑ ዝተረኸቡ ሰብ ዋና መጥሓን ብምዕሻግ ዘየድሊ ነገር ዝተሓወሶ ሽሮን በርበረን ብኤግዚብትነት ፖሊስ ክተሓዝ ተገይሩ። ኣብዚ ሰሙን ጥራሕ 17 ኩንታል በርበረን 13…
ቢዝነስ በዓል መስቀልን ኢሬቻን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅ ኣጋይሽ ኣብ ሆቴላት ፅቡቕ ኣቀባብላ እንግዶትን ክፅበዮም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀልን ኢሬቻን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅ ኣጋይሽ ኣብ ሆቴላት ፅቡቕ ኣቀባብላ እንግዶትን ከምዝፅበዮም ማሕበር ወነንቲ ሆቴላት ኣፍሊጡ። ንበዓል ኢሬቻ ዕድመ ዝተገበረሎም ካብ 400 ክሳብ 500 ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃን ኣጋይሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መታወቂያ ኩለመዳይ ረብሓ ከምዘለዎ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መታወቂያ ኣብ ህንፀት ሰላም፣ ልምዓትን ምዕባለን ኢኮኖሚን ድሕንነት ሃገርን ኩለመዳይ ረብሓ ከምዘለዎ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ምድላው ኣተገባብራ መታወቂያ ዝበፅሐሉ ብርኪ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ ተኻይዱ። ብቐረባ…