ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተፈሪ ኣለሙ ምስ ኣቦ መንበር ጉጅለ ጉዳይ ኢትዮጵያ ፓርላማ እንግሊዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እንግሊዝ ተፈሪ መለስ ምስ ኣባል ፓርላማ እንግሊዝን ኣብቲ ፓርላማ ኣቦ መንበር ጉጅለ ጉዳይ ኢትዮጵያን ዝኾኑን ላውረንስ ሮበርትሰን ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ተፈሪ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልላት ሓዱሽ መንግስቲ ዘጣይሻሉ ዕለት ዕላዊ ገይረን Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልላት ሓዱሽ መንግስቲ ዘጣይሻሉ ዕለት ዕላዊ ገይረን። ብመሰረት እዚ ክልል ደቡብ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ሲዳማን ጋምቤላን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ሓዱሽ መንግስተን ከምዘጣይሻ ተፈሊፁ፡፡ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ቤኒንሻንጉለ ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 284 ማሕረዲ እንስሳትን 40 ኩንታል ስንቂን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤኒንሻንጉለ ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 284 ማሕረዲ እንስሳትን 40 ኩንታል ስንቂን ሓገዝ ገይሩ። እቲ ክልል፥ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ወረዳታትን ዘተኣኻኸቦ ሓገዝ ኢዩ ዓበይቲ ዓዲን ተወከልቲ ማሕበረሰብን ኣብ ዝተረኸቡሉ ንሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብወረራ ህወሓት ንመዛበሉን ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ሓገዝ… Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሃፍቲ ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብወረራ ህወሓት ንመዛበሉን ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብ ከተማ ደባርቕ ተረኺቦም ንምክትል ኣመሓዳሪት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትራንስፖርት ዝጀመሮ ሕድሳት ገዛውቲ ዛዚሙ ንተረባሕቲ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 10 ዘጀመሮ ሕድሳት ገዛውቲ ብምዝዛም ንተረባሕቲ ኣረኪቡ። እቲ ሕድሳት፥ ትካል ኣገልግሎት ሰራሕተኛታት ፐብሊክ ሰርቪስ ትራንስፖርት ሙሉእ ወፃኢኡ ብምሽፋን ዝተሳለጠ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስትር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ካብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ጀሚሩ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ተግባራዊ ዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ናብ ሃገራዊ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ተፀምቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ናብ ሃገራዊ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ከምዝተፀምበረ ሓላፊ ቢሮ ሃፍቲ ልምዓት ፋይናንስን ሓይሊ ሰብን ኣይተ ዘነበ ኩማ ገሊፆም። ኣብዚ ሕዚ እዋን ብወገን መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ዝተዳለዉ መልእኽታት ቀዳማይ ዙር ተላኢኹ ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ… Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣብ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ዝተዳለዉ መልእኽታት ቀዳማይ ዙር ተላኢኹ ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ዝተዳለዉ መልእኽታት ቀዳማይ ዙር ተላኢኹ። እቲ ፖስታ ብዲኤች ኤል ከምዝተለኣኸ ግዜኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንደቡብ ሱዳን መዘነኦም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንደቡብ ሱዳን መዘነኦም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። ፍልፍል፡- ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ሃገር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 34 ዓለም ለኸ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ ምድላው ንክልተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ካብ ኤግዚቪሽን ብተወሳኺ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መስሕባት ዑደት ከምዝግበረሎምን ዝተፈላለዩ…