ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ወላይታ ንዝግበር መረፃ ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ዝተረፉ ክልላት መረፃ ንምግባር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ መረፃ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። በወላይታ ዞን ቀሪ ምርጫ ለማካሄድ የሚያስችል የቅድመ ዝግጅት ሥራዎች መጠናቀቁን የዞኑ ምርጫ ማስተባበሪያ ጽህፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ሰናይት ዳምጠው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኮርፖሬሽን መዓድን ኮይነን እናገልገላ ዝነበራ ኢንጂነር ሰናይት ዳምጠው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። ኢንጂነር ሰናይት ኣብቲ ኮርፖሬሽን ቅድሚ ምግልጋለን ኣብ ዝተፈላለዩ ሓላፍነታት መንግስቲ ኮይነን እናገልገላ ከምዝነበራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕን ዩኒቨርሲቲ ኣልፋን ንወፍሪ ህልውና ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ፌዴራልን ዩኒቨርሲቲ ኣልፋን ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ገንዘብ ገይሮም። ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ፌዴራል ነቲ ሰራዊት ልዕሊ ብር 2 ሚሊዮን 800 ሽሕ ድጋፍ ዝገበረ እንትኸውን፤ ዩኒቨርሲቲ ኣልፋ ብግደኡ ብር 100 ሽሕ ድጋፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣምሓራ በጀት 2014 ዓ.ም 80 ቢሊየን 104 ሚሊየን 669 ሺሕን 397 ብር ኮይኑ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ በጀት 2014 ዓ.ም 80 ቢሊየን 104 ሚሊየን 669 ሺሕን 397 ብር ኮይኑ ፀዲቑ። ሓላፊ ቢሮ ገንዘብን ምትሕብባር ኢኮኖሚን እቲ ከልል ዶክተር ጥላሁን መሓሪ፥ እቲ በጀት መንግስቲ ፍትሓዊን ኩለመዳይ ተረባሕነትን ህዝቢ ንምርግጋፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ንመዳለዊ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር 2014 ዓ.ም ካብ መሓዙት ኣካላት ድጋፍ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ መሓዙት ትካላት ሚኒስቴር ትምህርቲ ንዝገብሮ ምድላው ምምሃር ምስትምሃር 2014 ዓ.ም ድጋፍ ገይሮም። ናውቲ መምሀሪን መሕለዊ ፅሬትን ነቶም ሚኒስትር ሓገዝ ተገይሩሉ፡፡ ንልዕሊ 20 ሺሕ ዝኾኑ ተምሃሮ ሓገዝ ቦርሳ ዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሰራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘመሓይሹ ዲጂታል መተግበሪታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘመሓይሹ ኣርባዕተ ዲጂታል መተግበሪታት ዕላዊ ኮይኖም። እቶም መተግበሪታት፥ ብቐሊሉ ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእሉን ፀገም ተበፃሕነት ዝፈትሑን ኢዮም ተባሂሉ። ካብ 1934 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብቲ ቤትምኽሪ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ህዝቢ ኦሮሞ ትፅቢት ዝግበረሉ ነገር ንኽዋፃእ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሕ ፈተናታት ኮይኑ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ህዝቢ ኦሮሞ ትፅቢት ዝግበረሉ ነገር ንኽዋፃእ መዳለዊ ኮሚቴ እቲ በዓል ፀዊዑ። በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት 22 መስከረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ፤ 23 መስከረም ድማ ኣብ ቢሾፍቲ ሆራ ኣርሰዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ትዝታ ምስ ፕሬዚዳንት ግሎባል ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ትዝታ ሙሉጌታ ምስ ፕሬዚዳንት ግሎባል ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ትዝታ ዕድላት ኢንቨስትመንትን ንግዲን ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ገሊፀን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ዝምልከት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ-ሲንቄታትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሓድነት፣ ፍቕሪን ሰላምን ክብሪታት ሒዙ ዝኽበር ዓቢዪ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳናባቲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ናይ መወዳእታ ጉባኤኡ የካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ተሳናባቲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 5ይ ዙር፣ 7ይ ዓመት መበል 12 ግዘ ናይ መወዳእታ ጉባኤኡ የካየድ ኣሎ። ኣብቲ እዋን መደረ ዘስምዑ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጁል ናንጋል፥ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣባላት እቲ ቤት ምኽ ኣብቲ ኣኼባ ቃለ…