ደቡብ ሱዳን ኣብ ግዝኣታ ናይ ኢትዮጵያ ጥቕሚ ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ምንቅሳቓስ ንክግበር ኣይትፈቅድን -ፖል ማዮም ኣኬች
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ኣብ ግዝኣታ ናይ ኢትዮጵያ ጥቕሚ ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ምንቅሳቓስ ንክግበር ኣይትፈቅድን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ደቡብ ሱዳን ፖል ማዮም ኣኬች ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መህድ…