በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 16 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ምግቢን ክዳውንቲን ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ መናእሰይን ህፃናትን ኣብ ክልል ዓፋር ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 16 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ምግቢን ክዳውንቲን ሓገዝ ገይሩ።
ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ሙና ኣህመዲን፥…