ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተና ብብልሓትን ሓድነትን ምሕላፍ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ምኽባር ሰላም መሰረታዊ ማእኸል መሰልጠኒ ወታደርነት ኮንቲጀንት ሁርሶ ዝሰልጠኑ ምልምል ኣባላት ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣቕርቦት ሓገዝ ንዜጋታት ብኣግባቡ ንክባፃሕ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፅዕንቶ ንከሕድር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣቕርቦት ሓገዝ ንዜጋታት ብኣግባቡ ንክባፃሕ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፅዕንቶ ንከሕድር ተሓቲቱ ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዝደሊዮም ዜጋታት ክሳብ ሐዚ ዝካየድ ዘሎ ኣቕርቦት ሓገዝ ምውዛዕ ብዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰሜን ወሎ ሸሊኹ ዝኣተወ ናይ ህወሓት ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ብመከላከያ ሰራዊት ዓፀፋዊ ስጉምቲ ተወሲዱሉ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰሜን ወሎ ሸሊኹ ዝኣተወ ናይ ህወሓት ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ብመከላከያ ሰራዊት ዓፀፋዊ ስጉምቲ ተወሲዱሉ። ኣብቲ ወፍሪ 142 ናይቲ ጉጅለ ራዕዲ ዕጡቓት ሓይሊ እንትድምሰሱ 4 ስናይፕር፣ 6 ናይ ሞርታር ቅንቡላ ፣ 1 ብሬን ፣ 18 ቦምብ ፣ 15…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረታዊ ማእኸል መሰልጠኒ ወታደርነት ኮንቲጀንት ሁርሶ ዝሰልጠኑ ኣባላት የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ምኽባር ሰላም መሰረታዊ ማእኸል መሰልጠኒ ወታደርነት ኮንቲጀንት ሁርሶ ዝሰልጠኑ ምልምል ኣባላት የመርቕ ኣሎ። እቲ ቤት ትምህርቲ ምልምል ኣባላት ሰራዊት ብመሰረታዊ ወታደርነት እንተመርቕ ንመበል ሳልሳይ ግዚኡ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚዛን ቴፒ ዩኒቨርሲቲ 1 ሺሕን 38 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚዛን ቴፒ ዩኒቨርሲቲ ንመበል 13 ጊዘ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 38 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። እቶም ተመረቕቲ ብኢንጂነሪንግ ቴክኖሎጂ፣ ተፈጥሮን ቀመርን ሳይንስ ኮሌጃትን ብኢንፎርማቲክስ ትምህርትን ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ደቡብ ምልምል ወታደራት የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ደቡብ ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ማእኸል መሰልጠኒ ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት የመርቕ ኣሎ። ብተወሳኺ ኣብቲ ማእኸል ዝሰልጠኑ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ይምረቑ ከምዘለዉ ግዜኢ ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ብክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝተኸሰሱ 48 ውልቀሰባት ናይ ቅፅዓት ውሳነ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት እዚ ደቡብ ቀዳማዊ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምትሕብባር ብገበን ሃገር ክሕደትኣብ ልዕሊ ዝተኸሰሱ 48 ኣባላት እቲ እዚ ካብ 9 ኣወርሕ ክሳብ 18 ዓመትን 8 ኣዋርሕን ዝበፅሕ ፅኑዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሃዲያ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሃዲያ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝፀንሑ ምልምል ኣባላት ሚሊሻ ሎሚ መዓለቲ ተመሪቖም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ዋና ኣመሓዳሪ ኣይተ ማቴዎስ ሎምበሶ፥ ኢትዮጵያ ህዝባ ደለይቲ ሰላም ስለዝኾኑ ዋላ ሓንቲ መዓልቲ ኲናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካላት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንኽገብሩ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ግፍዒ ዝፈፀመሎም ዜጋታት ብምድጋፍ ኣብ ጎኖም ከምዝኾኑ ከርእዩ ከምዝግባእ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣገንዚቦም። እቶም ርእሰ መምሕዳር ምስ ሓላፊት ቢሮ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢታት ወርቅ ኣምባ፣ ቡና ሜዳን ዝንጀሮ ኣፋፍን ህወሓት ዘዋፈሮም ሓይሊታት ጥፍኣት ተደምሲሶም Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ መጥቃዕቲ ንምፍፃም ዝመፅ ናይ ከሓዲ ኮ/ል ኪሮስ ገ/ኪዳን ክፍለ ጦር ንባዕሉ ሓዊሱ ኣብ ከባቢታት ወርቅ ኣምባ፣ ቡና ሜዳን ዝንጀሮ ኣፋፍን ህወሓት ዘዋፈሮም ሓይሊታት ጥፍኣት ተደምሲሶም። ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ…