ናይ ውሽጢ ይኹን ደገ ፀላኢ ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ንክደፈር ኣይንፈቅድን-ኣቦታት ሃይማኖትን ኣባገዳታትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ ) ናይ ውሽጢ ይኹን ደገ ፀላኢ ናይ ኢትዮጵያ ክብርን ሉኣላዊነትን ንክደፈር ኣይንፈቅድን ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖትን ኣባገዳታትን ገሊፆም።
ናይ ኦሮሚያ ናይ ሃይማኖት ትካላት ጉባኤን ኣባ ገዳታትን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ተዛቲዮም።
አባ ገዳ…