ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ወና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ወና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንእና ንዋቡፎ እቲ ባንኪ ኣብ ኢትዮጵያን ቀርኒ ኣፍሪካን ብዛዕባ ዝገብሮ ምንቅስቓስ መብርሂ ሂበን።
ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ኢትዮጵያን ቀርኒ ኣፍሪካን…