Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ሚኒሰስቴር ትራንስፖርት ተሸላሚ ልዑል መዓርግ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ፅሬት ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ንሻምናይ ግዘ ኣብ ዘካየዶ ውድድር ሚኒሰስቴር ትራንስፖርት ተሸላሚ ልዑል መዓርግ ኮይኑ። እቲ ሚኒስትር 80 ነጥቢ 8 ብምምፃእ ኢየ ተሸላሚ ልዑል ናእዳን ወረቐት ምስክርን ክኸውን ክኢሉ ዘሎ ። እቲ ሽልማት…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ርእሰ ምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ተዛቲየን። እቲ ልኡኽ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንገር ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ። ብህዝቢ ዝተመረፀ ሓዱሽ ዝምስረት ቤት ምኽሪ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤኡ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን ክመርፅ ኢዩ፡፡ 138 ኣባላት ዘለዉዎ እቲ ቤት ምኽሪ፥ ሓደሽቲ…

ውድድር ምዝዛም ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ስነ ስርዓት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ምዝዛም ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ስነ ስርዓት ተሳሊጡ። ኣብቲ ውድድር ድምጻዊ ኣሕመድ ሑሴን ቀዳማይ ብምውፃእ  ተዓዋታይ 1 ሚሊየን ብር ኮይኑ፡፡ ህቡብ ኣወሃሃዲ ካሙዙ ካሳ ህያብ ክብሪን ኣፍልጦን ፋና ዓቲሩ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ሓዱሽ መንግስቲ ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ሓዱሽ መንግስቲ ክጣየሽ ኢዩ። ብመሰረት እዚ 18 መስከረም 2014 ዓ.ም ብህዝቢ ኣሜኔታ ዝረኸበ ሓዱሽ መንግስቲ ከምዝጣየሽ ካብ ሴክሬታሪያት ምምሕዳር እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣሕመድ ሑሴን ተዓዋቲ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሕመድ ሑሴን (ማንጁስ) ተዓዋቲ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ኮይኑ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት፥ ኣሕመድ ሑሴን 1ይ ብምዃን ተሸላሚ ብር 1 ሚሊየን፣ ዮናታን ዳመነ 2ይ፣ ጌታቸው መስፍን…

ክልል ዓፋር 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ሓዱሽ መንግስቲ ክምስረት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ዓፋር 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ሓዱሽ መንግስቲ ከምዝምስረት ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣሚና ሴኮ ገሊፀን። ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንቤት ምኽሪ ክልል ተወዳዲሮም ድምፂ ዝረኸቡ ኣባላት፥ 20 መስከረም 6ይ ዘበን…

ኣመራርሓታት ዞባታት ደቡብን ሰሜንን ጎንደር ኣብ ግምባር ጋይንት በዓል መስቀል ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ዞባታት ደቡብን ሰሜንን ጎንደር ኣብ ወፍሪ ምስ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ኣብ ግምባር ጋይንት በዓል መስቀል ኣኽቢሮም። ምስ ሰራዊት ምክልኻል፣ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፋኖን ሚሊሻን ብምዃን ኢዩ እቲ በዓል ኣብ ግምባር ጋይንት ብምርካብ…

መስቀል ኩሎም ደቂ ሰባት ተምሳሌት ፍቕሪ ብምዃኑ ኩሉ ንሰላም፣ ሓድነትን ፍቕሪን ክዳሎ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መስቀል ኩሎም ደቂ ሰባት ተምሳሌት ፍቕሪ ብምዃኑ ኩሉ ንሰላም፣ ሓድነትን ፍቕሪን ክዳሎ ይግባእ ክብሉ ላዕለዋይ ፀሓፊ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ቤተ ክርስቲያን ካቶሊካዊት ኢትዮጵያ ኣባ ተስፋየ ወልደማርያም ገሊፆም። በዓል መስቀል ካህናት እታ ቤተ…

ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻየይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዞባ ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻየይዱ። ኣይተ ኣበባው ተፈራ ዝተብሃሉ በዓል ሃፍቲ እታ ከተማን ሰራሕተኛታት ቢጂኣይ…