ሓወይ ማኪ ሳል ናብ ኢትዮጵያ ብሰላም ብምምፅኦም ደስ ኢሉኒ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሴኔጋል ሓወይ ማኪ ሳል ናብ ኢትዮጵያ ብሰላም ብምምፅኦም ደስ ኢሉኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡
መራሕቲ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣጋይሽን ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምጥያሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ።…