ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝግበር ምጥያሽ መንግስቲ ክርከቡ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ፅባሕ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝግበር ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝርከቡ ናይ ናይጄሪያ ጋርዲያን ፀብፃብ ርእይ።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምእ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ…