Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2021

ኢትዮጵያ ካብ ዘጋጠማ ፀገም ንኽወፅእ ክንፅሊ ኢና – ሃደ ሲንቄ ሃንድሪ ቃበቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃደ ሲንቄ ሃንድሪ ቃበቶ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ንምኽባር ካብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ኮኮሳ ዝመፅኣ ኢየን። ኢሬቻ ደቂ ኣንስትዮ ከም ደቂ ተባዕቲዮ ናብ ኣደባባይ ወፂአን ዝምረቓሉ ስለዝኾነ፥ ብፍሉይ ከምዝሪአኦ ተዛሪበን። ፈጣሪ ንደቂ ሰባት…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ 25 ውዳበታት ቢሮ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤ ዘካየደ ቤት ምኽሪ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ኣወዳድባ፣ ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ እቲ ክልል ንምውሳን ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ መርሚሩ ኣፅዲቑ። እቲ ውዳበ መፅናዕቲ ኣዋጅ ቤት ዕዮታት…

ስነ-ስርዓት ምረቓ ልኡኻት ሰላም ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምረቓ ልኡኻት ሰላም ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ተሳሊጡ። ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተውፃእፅኡ ኣብ ሰላም፣ ፍቕሪን ክብሪን ሃገርን ተግባር ወለንታን ን45 መዓልቲታት ስልጠና እናወሰዱ ዝፀንሑ ሰባት ኢዮም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም ዘለዉ።…

ካብ ሞያ ስነ-ምግባር ፖሊስ ወፃእ ድብደባ ዝፈፀሙ ኣባላት ፖሊስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሞያ ስነ-ምግባር ፖሊስ ወፃእ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ውልቀ ሰብ ድብደባ ዝፈፀሙ ኣባላት ፖሊስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝርከብ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ክፍለ ከተማ ወረዳ 2 ፍሉይ ሽሙ ከባቢ ሚኪኤል…

በዓል ሆራ ፊንፊኔ ኢሬቻ ብሰላም ከምእተዛዘመ ምምሕዳር ከተም ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ በዓል ሆራ ፊንፊኔ ኢሬቻ ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምእተዛዘመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተም ኣድስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እቲ በዓል ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት መግለፂ ዝሃባ እተን ከንቲባ፥ እቲ በዓል…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ንክኾኑ ሸይሙዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣይተ ርስቱ ይርዳው ርእሰ ምምሕዳር እቲ ከልል ንክኾኑ ሸይሙዎም። ኣይተ ርስቱ ኣብ ቅድሚ እቲ ቤት ምኽሪ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ወ/ሮ ፋጤ ሰርሞሎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን  ህዝብታትን ብምዃን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣  22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ ፋጤ ሰርሞሎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን  ህዝብታትን ብምዃን ተመሪፀን። ኣይተ ንጋቱ ዳንሳ ድማ ምክትል አፈ ጉባዔ ንክኾኑ ተመሪፆም ኣለዉ። እተን ሓዳሽ ኣፈጉባኤ ካብ ነበር ኣፈጉባኤ እቲ ክልልርኽክብ…

ቀፃሊ ጊዘ ንሃገርና ይቕሬታን ሓድነትን ጊዘ ንክኸውን እምነ-ዶ/ር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶ/ር ኣብረሃም በላይ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኢሬቻ ናይ ሰላም ፣ ፍቕሪ ፣ ይቕሬታን ሓድነትንምትሕስሳብን  በዓል ኢዩ እሞ ቀፃሊ ጊዘ ንሃገርና ይቕሬታን ሓድነትን ጊዘ ንክኸውን…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን  ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን  ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ኣብ 5 ኣጀናዳታት ብምዝታይ እዞም ዝስዕቡ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ ብመሰረት እዚ፥ 1/…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ባህላዊ ስርዓቱ ሓሊዩ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ንሳልሳይ ግዘ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ባህላዊ ስርዓቱ ሓሊዩ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ንምኽባር ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ሓዊሱ ካብ ዝተፈላላያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝመፅኡ ክፋላት…