ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ይኽበር ኣሎ። በዓል ኢሬቻ ኣብ ሆራ ፊንፊኔ ንመበል ሳልሳይ ግዘ እናተኸበረ እንትኸውን፥ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ካልኦት ዕዱማት እቲ በዓልን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ናይ ሰላም፣ ዕርቀ ሰነያ፣ ምስጋና፣ ሓድነትንሃፍቲ ህዝብን ብምዃን ክንጥቀመሉ ይግባእ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ናይ ሰላም፣ ዕርቀ ሰነያ፣ ምስጋና፣ ሓድነትንሃፍቲ ህዝብን ብምዃን ክንጥቀመሉ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣፍሊጦም። ኣይተ ሽመልስ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንኳዕ ንበዓል ኢሬቻ ኣብፀሐኩም- ኤምባሲ ሩሲያ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንኳዕ ንበዓል ኢሬቻ ኣብፀሐኩም ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። ኤምባሲ ሩሲያ ንህዝቢ ኦሮሞን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ንኣምላኽ ዝቐርብ ናይ ምስጋና በዓል( ኢሬቻ ) እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኢሉ። እቲ ኤምባሲ ኢሬቻ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ካብ ሃገር ንክወፅኡ ትእዛዝ ዝተውሃቦም ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ኣመልኪቱ ፈፂሞምዎ ዝበሎም ዘይሕጋዊ ተግባር ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ካብ ሃገር ንክወፅኡ ትእዛዝ ዝተውሃቦም ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ኣመልኪቱ ፈፂሞምዎ ዝበሎም ዘይሕጋዊ ተግባር ዕላዊ ገይሩ። ኢቲ ሚኒስቴር ሎሚ ምሸት ኣብዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ውሕመ ተቖፂሮም ካብ ስነ ምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ቀበሌ ኣልመሃል ዝርከብ ካምቦ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ዓንዩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ቀበሌ ኣልመሃል ፍሉይ ሽሙ መንደር ሽንኩር ዝርከብ ካምቦ ሰራዊት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓነወ ተገሊፁ። ኣብዚ ድማ 47 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ከምዝተደምሰሱ ኣብቲ ከባቢ ናይ ዝርከብ ሰራዊት ኣመራርሓ ሻለቃ ዮሃንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ መርሃ ግብሪታት ምስረታ ሃገረ መንግስቲን በዓል ኢሬቻ ዘሎ ምድላው ፀፅታን ድሕንነትን ኣመልኪቱ ልዝብ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ መርሃ ግብሪታት ምስረታ ሃገረ መንግስቲን በዓል ኢሬቻ ዘሎ ምድላው ፀፅታን ድሕንነትን ኣመልኪቱ ልዝብ ኣካይዱ ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪፎርም ሃገርን ህዝቢን ካብ ዝተፈላለዩ መጥቃዕቲታት ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ቅዋም ንርከብ – ፖሊስ ፌዴራል Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዝገበሮ ሪፎርም ሃገርን ህዝቢን ካብ ዝተፈላለዩ መጥቃዕቲታት ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ቁመናከምዝርከብ ገሊፁ። ፖሊስ ፌዴራል ምስ ብሄራዊ ድሕንነትን ሓበሬታ፣ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ፖሊስ ኦረሮሚያን ብምውዳድ ሓፈሻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽም፥ ህዝቢ ኦሮሞ ፍቕሪ፣ ሕውነትን ዕርቂን ብዘሃንፁ ባህላዊ ክብሪታት ዝማዕበለ ህዝቢ ከምዝኾነ ኣብሪሆመ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዝኸውን 650 ሺሕ ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይረን Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብፅሕፈት ቤተን ኣቢለን ብምኅንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዝኸውን 650 ሺሕ ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት፥ መንግስቲ ካብ ዝገብሮ ኩለመዳይ ሓገዝ ብተወሳኺ ብውልቀን ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ኣዋሽ ቢሾላ ን2ይ ዙር ዝስልጠኑ ምልምል መናእሰይ ስነ-ስርዓት መጀመሪ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ኣዋሽ ቢሾላ ን2ይ ዙር ንምስልጣን ዝኸተቱ ምልምል መናእሰይ ስነ-ስርዓት መጀመሪ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ፥ ላዕለዋይ መተሓባበሪ ወታደራዊ መሰልጠንቲ ኣዋሽ ቢሾላን ቡልቡላን ናይ ክብሪ ጋሻ ሌተናል ጀነራል ዲሪባ መኮንን…