ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሹመት ተቐቢለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሹመት ተቐቢለን።
እተን ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ሃገራት ታይላንድ ፣ ኒውዝላንድ፣ ዴንማርክ፣ ጅቡቲ፣ አውስትራሊያ፣ ሕብረት ኣውሮፓ ህብረትን ግብፂን…