Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2021

ዘተ ሚኒስትራት ፋይናንስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘተ ሚኒስትራት ፋይናንስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ብመርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፥ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲታት ትራንስፖርት፣ ንግዲ፣ ገፀር ፋይናንስ፣ ቀረብ መስተ ማይ፣ ምትእስሳር ዕዳጋ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ፀገም ፅሬት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣመራርሓታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ከይዲ ኣወሃህባ ትምህርቲ ንምዝማንን መነግስቲ ትኹረት ገይሩ ከምዝሰርሕ ተዛሪቦም። ኣብ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ፒተር ሞረር ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ህፁፅ ሓገዝ ኣብ ዘድልዮም ዜጋታት ኣድሂቦም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እተን…

ጓማ ልዑል ድምፂ እንተውፂኡ እናነፈሰ ከምዝኾነ ምልክት ኢዩ! – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝምራሕ ናይ ወገን ጦርን ብዘይተቛረፀ ደጀንነት ህዝቢን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ግምባራት ኩታበር፣ ተሁለደሬ፣ ወረባቦን ጭፍራን ስጉምቲ ፀረ ምጥቃዕ ከምዝወሰደ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሙዩኒኬሽን ኣብ…

ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምርኣይ ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝ ከምዝኾ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚታት ሰላም፣ ልማትን ዴሞክራሲ ጋህዲ ኣብ ምግባርን ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምርኣይን ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝ ከምዝኾ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተገሊፁ። እቲ ቢሮ ምስ ኣካላት ሚዲያ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ…

መቐለ ዝርከብ ካልኣይ ክፍሊ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሎሚ መዓልቲ ብኣየር ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መቐለ ኣብ ዝርከብ ካልኣይ ክፍሊ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሎሚ መዓልቲ ብኣየር ወቒዑዎ። እቲ ትካል ህወሓት ወታደራዊ መሳርሒታት ዝፅግነሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ስግግር ሱዳን ንኽዕወት ኢትዮጵያ እናሰጎመቶ ዝነበረት ቅዋም ኣጠናኺ ክትቅፅል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሳምንታዊ መግለፂ ሂቦም፡፡ እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ መግለፂኦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳንን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሳለጡ ስራሕቲ ዲፕሎማሲን ዝምልከት መብርሂ ሂቦም። ምስ ሱዳን…

ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዘንፀላለዉ ፀገማት ንምስጋር ብሓባር ደው ምባል ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዘንፀላለዉ ፀገማት ንምስጋር ብሓባር ደው ምባል ከምዝግባእ ኣካቢት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ዶክተር ራሄል ባፌ ገሊፀን። እተን ኣካቢት፥ ብመንፅር ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ ሃገራዊ ኩነታት ምድምማፅ፣ ምዝርራብ፣…

ሳፋሪኮም ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድሉው ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኣብ ምምሕያሽ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ቀንዲ ዝኾነ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምድጋፍ ድሉው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ኣብ ኢትዮጵያ ኣንዋር ሱሳ ኣብ መበል 18 ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ…

ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ጥራሕ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት 832 ኣቢያተ ትምህርቲ ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኣዋርሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ብዝፈፀሞ ወራርን ዘረፋን ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ጥራሕ 832 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ጥቕሚ ወፃእ ምግባሩ መምርሒ ትምህርቲ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ራዕዲ…