Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2021

ኣብ ሓይሊ ኣየር ኣቪሽን ኢንዱስትሪ ደጀን ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሓይሊ ኣየር ኣቪሽን ኢንዱስትሪ ደጀን ናይ ፃንሒት ግዚየኦም ንዝዛዘሙን ዝሓሸ ኣፈፃፅ ማ ስራሕ ነዝነበሮምን መስመር መኮንናት ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ። ምክትል ኣዛዚ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ  ብ/ጄ ይታያል…

ኣብ ወሎ ንዝተፈናቐሉን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡን ወገናት ድጋፍ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወሎ ንዝተፈናቐሉን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡን ወገናት ድጋፍ ገይሩሎም። እቲ ድጋፍ ብዓይነትን ገንዘብን እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ፓስፖርት ዘዳልዉ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቢሮ   ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራልን ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብሓባር ብምዃን ኣብ ዝሰርሕዎ ስራሕ፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ፓስፖርት ዘዳልዉ ዝነበሩ 10 ሰራሕተኛታት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። እቶም ተጠርጠርቲ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ሓላፊ ኩባኒያ ሓፂነ መፂን ኢኮስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሓላፊ ኩባኒያ ሓፂነ መፂን ኢኮስ ሼል ኤችቾ ተዛቲዮም። እቲ ኩባኒያ ካብ 2018 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኣብ ኢትዮጵያ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ሓፂነ መፂን ከምዝተዋፈረ እቶ ሓላፊ…

መበል 18 ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ረዳት ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ ሓዊሱ፥ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ዓውዲ፣ ሓለፍቲ ትካላት ቴክኖሎጂ፣…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ። ኮምሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ላዕለዋይ በዓል ሞያ ንግዲ ኤምባሲ ኣሜሪካ ያሱኢ ፓይ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ…

ኣብ ኣሜሪካ ልዕሊ 5 ዕድሚኦም ህፃውንቲ ክታበት ፒፋይዘር ንክወስዱ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕዲሚኦም  28 ሚልየን ህፃውንቲ ፀረ ቫይረስኮሮና ክኽተበት ፒፋይዘር ንክወስዱ ወሲና። ምምሕዳር፣ ምቁፅፃር መድሓኒትን ምግብን ኣሜሪካ ትማሊ ኣብ ዝሃቦ ውሳነ፥ ካብ 5 ክሳብ 11 ንዕድሚኦም ህፃውንቲ ክታበት ፒፋይዘር…

ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ናይ ብሄራዊ ስታዲየም ህንፀት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ናይ ብሄራዊ ስታዲየም ህንፀት ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፣ ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ወርቅነሽ ብሩ፣ ናይ ኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያ ውሕመ ኣብዛ ሃገር ዝገብሮም ዘሎ ኩለ መዳይ ተግባራት ድጋፋ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምኽኒያት በምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተሳቲፎም። ኢትዮጵያ ኣብ ቻርተር ውሕመ ዘለዋ ቁርፀኝነት ምጉላህን እቲ ትካል…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ሞረርን ተዛቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ትካሎም ኣብ ኢትዮጵያ ብዘለዎ ናይ ነዊሕ እዋን ኣገልግሎት፤ ብመንግስቲ ዝግበር ዘሎ…