ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰበታ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰበታ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ለገጣፎ ለገዳዲ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ለገጣፎ ለገዳዲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ዱከም ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ዱከም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ሽርሒ ሃገር ምፍራስ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም፡፡ “ወያነ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ፡፡ በሰላማዊ ሰልፉ የሸብር ቡድኑን ድርጊት የሚያወግዙ እና የህልውና ዘመቻውን የሚደግፉ መልዕክቶች እየተላለፉ ነው ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ተግባር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብህልውናን ድሕንነትን ሃገር ኣይንደራደርን” ብዝብል ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ህልውና ብምድጋፍን ኢድ ኣታውነት ኣሜሪካ ዝቃወምን “ብህልውናን ድሕንነትን ሃገር ኣይንደራደርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰልፊ 29 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ናይ ሠላምን ሓድነትን ንኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፌዴራል ፖሊስ ሓበሬታ መውሃቢ መስመራት ስልኪ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ናይ ፌዴራል ፖሊስ ሓበሬታ መውሃቢ መስመራት ስል ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ምንቅስቓስ እንትንዕዘብ በቶም መስመራት ስልኪ ቀልጢፍና ናብ ፌዴራል ፖሊስ ንደውል። ሓበሬታ ብምሃብ ይተሓባበሩና እንትብል ፖሊስ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ፋኖን ሚሊሻን ሰሜን ሸዋ ናብ ግንባር ይዘምቱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምፍላም ኣባላት ፋኖን ሚሊሻን ሰሜን ሸዋ ናብ ግንባር ይዘምቱ ኣለዉ። ናብ ግንባር ንፍናው ዝተገበረሎም ኣባላት ፋኖን ሚሊሻን ሰሜን ሸዋ ህዝቢ ሽዋ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርኮኛ ኣዛዚ ክ/ሰራዊት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ግንባር ደሴ ልዑል ኪሳራ ከምዝበፅሖ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) እቲ ግብረ ራዕዲ ቅንያቱ ኣዝዮም ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ኣባላት ብምስላፍ ኣብ ግንባር ደሴ ውግእ እንተኸፈተ እውን ልዑል ሰብኣዊን ቁሳዊን ኪሳራ ከምዝበፅሖ ኣብቲ ግንባር ዝተማረኸ ኣዛዚ ሜይደይ ክፍለ ሰራዊት እቲ ጉጅለ ራዕዲ ኮሎኔል ጉዕሽ ገብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፃዕዳ ፕሮፖጋንዳ ዝፈርስ ሃገር የለን፤ ዝኣተናዮ ኲናት ናይ ህልውና ኲናት ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ካብ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ ብፃዕዳ ፕሮፖጋንዳ ዝፈርስ ሃገር የለን። ዝኣተናዮ ኲናት ናይ ሀልውና ኲናት ኢዩ። ኢትዮጵያ ናይ ምድሓን ፃውዒት ስዒቡ ዝመፅእ ዘሎ ናይ ሀዝቢ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ብተጋድሎ ደቃ ናይ ጥፍኣት ሓይሊታት ንሓንሳብን መወዳእታን ንምቕባር ዘሎ…