ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ስምምዕነት ኣጎዋ ንምውፃእ ዝሃበቶ ውሳነ ንክተፅንዖ መንግስቲ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ስምምዕነት ኣጎዋ ንምውፃእ ዝሃበቶ ውሳነ ዝተሰሓሓተን ተረባሕነት ዜጋታት ዝጎድእን ስለዝኾነ ንክተፅንዖ መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣተሓሳሲቡ።
ኣጎዋ፥ ኢትዮጵያ ፍሪያታ ብዘይቀረፅ ናብ ኣሜሪካ ንክተእቲ ዝፈቅድ ስምምዕነት ኢዩ።…