Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2021

ፀላኢ ብደምናን ኣዕፅምትናን ቀቢርና ክብሪ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ሰሜን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግኣሉ ቀዳማይ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ይዝከር ኣሎ። ኣብ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ 24 ጥቅምቲ ንኢትዮጵያ ክብሉ ሰፈሮመን ቤተሰቦምን ብምሕዳግ ሃገሮም ካብ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ግፍዒ ዝተፈፀመሎም ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘኪሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ግፍዒ ዝተፈፀመሎም ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘኪሩ ውዒሉ። ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ሓደ ደቒቓ ፀሎት ሕልና ብምግባር…

ዓዲ ቡኽራይ ማእኸል መሰልጠኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዓዲ ሃገራይ ዝርከብ ዓዲ ቡኽራይ ማእኸል መሰልጠኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ማእኸል መሰልጠኒ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንተግባር ግብረ ራዕዲ ዝመልመሎም ብዙሓት ዕጡቓት…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ የሳልጥ ኣሎ። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣመልኪቶም ፀሎተ ህሊና ገይሮም፡፡ ርኢቶኦም ንፋና ብሮድካስቲንግ…

24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ ኣይንርስዖን-ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ ጨፍጫፍን ክሕደትን ፈፂምና ኣይንርስዖን ክብል ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ገሊፁ። ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…

ክብሪ ንኢትዮጵያ ክብሉ ንዝተሰውኡ ጀጋኑና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ርሑቕ እንተተረሰዐ እኳ ዓሚ 24 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻል ዝተፈፀመ ግፍዒ ታሪኽ ፈፂሙ ዝርስዕ ኣይኮነን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…

እዚ ሰሜን ብህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ይዝከር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ይዝከር ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተረኺቦም፡፡ ከባቢኦም…

  ዕንቅፋትን ፈተናታትን ኣተዓናቒፎም ኣየትርፉናን – ቀ /ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ኣብ ፍፃመ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ብልፅግና ኢትዮጵያን ክነበስር ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እኳደኣስ መሰጋገርቲ ድልድል ኮይኖም ከገልግሉና ኢኦም። ኣብ ዓለምና ቁልፊ ርካቦት ዝተረኸቡ፣ ዘገርሙ ቴክኖሎጂታት ዝተሰርሐን ፀገም…

ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 5/2014

ኣብ ህልውና ሃገርን ሉኣላዊነትን ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መንግስቲ ህልውና ሃገር፣ ሉኣላዊነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ካብ ውሽጢ ይኹ ናይ ወፃኢ ፀላእቲ ናይ ምሕላው ሕጋዊ ይኹን ሞራላዊ ሓላፍነትን ግቡእ ከምዘለዎ ብምግንዛብ፤ ምንቅስቓስ ግበረ ራዕዲ ህወሓትን ራዕዳውያን…

ዝኾነ ይኹን ውልቀ ሰብ ኣብ ኢዱ ዝርከብ ጦር መሳርሒ ኣብ ትካላት ፖሊስ 11አን ክፍለ ከተማታት ከመዝግብ ኣለዎ – ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ውልቀ ሰብ ኣብ ኢዱ ዝርከብ ጦር መሳርሒ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ኣብ 11አን ክፍለ ከተማታት ዝርከቡ ትካላት ፖሊስ ኣብ ስራሕ ሰዓት ፊት ንፊት ብምቕራብ ከመዝግብ ከምዘለዎ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምስ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ…