Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2021

መናእሰይ ተወዲቦም ናብ ግንባር ብምኻድ ዓወት የመዝግቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)እኩይ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነምፍሻል መናእሰይ ከተማ ደብረ ብርሃን ተወዲቦም ናብ ግንባር ብምኻድ ዓወት የመዝግቡ ከምዘለዉ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ካሉ ወንድሙ  ገሊፆም። እቶም መናእሰይ ብዘካየድዎ ቃልሲ ዝመፅአ ሃገራዊ ለውጢ ብግብረ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 100 መናእሰይ ጨፍጪፉ-ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 100 መናእሰይ ጨፍጪፉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ሸሊኹ ብምእታው ሎሚ ለይቲ ልዕሊ 100 መናእሰይ ኣሰሊፉ ከምዝጨፍጨፈ ኢዩ ገሊፁ። እቲ…

እዋኑ ብትኽክል ምርዳእን ንገዛእ ርእስኻ ህልውና ምድላውን ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ብትኽክል ምርዳእን ንገዛእ ርእስኻ ህልውና ምድላውን ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሐዚ እንርከበሉ ወድዓዊ ሓቂ ህዝብና ብማንነቱ ተፈሊዩ ንምጥፋእ ተሊሙ ምስ…

ዩኒቨርሲቲ ጅማ  ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ  ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ኣስታት 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ዝተፈላለየ ናውቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምግቢ ተንከፍ፣ ናውቲ ገዛ፣ ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢ፣ ኣልባሳትን ፍራሽን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ልዕሊ 18 ሜትሮ ዕምቆት ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኣይተ ደሳለኝ ንጉሴ፥ ኣብቲ ግድብ 1 ነጥቢ 5 ሜትሮ ክቢ ነቓዕ ብምህላዉ ማይ ናይ ምሉሓኽ ፀገም ኣጋጢሙዎ ነይሩ። ስለዝኾነ…