Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2021

እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን 4 ትእዛዛት ኣውፂኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ትማሊ ምሸት ኣርባዕተ ትእዛዛት ኣውፂኡ። እቲ እዚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ንኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝምልከቱ እዋናዊ ኩነታት ገምጊሙ። ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብመንፅር ዝተትሓዘሉ ዕላማ እንትረአ፥ ኣፈፃፅምኡ ብፅቡቕ ኩነታት እናተሳለጠ…

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ግምባር ወሎ ብምርካብ ናይ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ግምባር ወሎ ብምርካብ ንሰራዊት ምክልኻል ናይ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ነቲ ኮሚሽን ብምውካል ሓገዝ ዝገበራ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ ለሊሴ ነሜ፥ እቲ ሓገዝ ካብ ሰራሕተኛታት ዝተኣኻኸበ ከምዝኾነን ኣብ ቀፃሊ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናዕቢ ክፍጠር ኢዩ ዝብል ዝናፈስ ወረ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ – ዶ/ር ጌዲዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓደሓደሰ ኤምባሲታትን ትካላት ሚዲያን ፍርሒ ራዕዲ ንምፍጣር ይፈትኑ እምበር ህይወት ብዝተለመደ መልክዑ ከምዝቐፀለ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ገሊፆም። ዶክተር ጌዲዮን ምስ ፍራንስ 24 ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ቀዳማይ…

መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተጠርጠርቲ ተዘዋዊሩ ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተጠርጠርቲ ተዘዋዊሩ ተዓዚቡ። እቲ ቦርድ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማታት ቂርቆስን ልደታን ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል እንታይ ከምዝመስል ኢዩ…

ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካን እንግሊዝን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰልፊ ተቓውሞ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘካይዱዎ ኢድ ኣእታውነትን ዘጋውሑዎ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ዝኹንን ሰልፊ ተቓውሞ  ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካን እንግሊዝን ተኻይዱ። ተሳተፍቲ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ዝበፅሉ እዋን ድማ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፊት ንፊት ኤምባሲ እንግሊዝ ሰልፊ ተቓውሞ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፊት ንፊት ኤምባሲ እንግሊዝ ተኻይዱ። ተዓደምቲ እቲ ሰልፊ ኣብ ፊትንፊት ኤምባሲ እንግሊዝ ተረኺቦም ተቓውሞኦም ኣስሚዖም። ጥምረት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣብ ልዕሊ…

ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ብዝተገበረ ፍተሸ መሳርሒታት ኲናትን ንተግባር ራዐዲ ዝውዕሉ ናውቲን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ኣብ ኣርባዕተ ቀበሌታት ብዝተገበረ ፍተሸ መሳርሒታት ኲናትን ንተግባር ራዐዲ ዝውዕሉ ናውቲን ተታሒዞም። ካብ ጦር መሳርሒታትን ናውቲን ብተወሳኺ 66 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተሓቢሩ። ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን መምርሒ…

ምስ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ብምትርማስን ብምፍራስን ንምስታፍ ምድላው እናገበሩ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ይውዕሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሕቡእ ምትእስሳር ብምግባር ሃገር ብምትርማስን ብምፍራስን ንምስታፍ ምድላው እናገበሩ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ናይ ምውዓል ምንቅስቓስ ተጠናኺሩ ቀፂሉ። ካብ ህወሓትን ሸኔን ልኡኽቶ ጥፍኣት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ መለለዪ መንነት ንሰራሕተኛታቶም ዝህቡ ትካላት ካብ ተግባሮም ንኽቀቡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ መለለዪ መንነት ንሰራሕተኛታቶም ዝህቡ ሓደ ሓደ ውልቃዊን መንግስታዊን ትካላት ካብ ተግባሮም ክቀቡ ይግባእ ተባሂሉ። ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን…

ጥምረት ሲቪል ማሕበራት ኣሜሪካን እንግሊዝን ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝገብረኦ ሓገዝ ጠጠው ንኸብላ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ሲቪል ማሕበራት መንግስታት ኣሜሪካን እንግሊዝን ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝገብረኦ ሓገዝ ጠጠው ንኸብላን ድምፂ ህዝቢ ንኸኽብራን ሓቲቱ። እናካየዱ ኣብ ዘካየዱ ሰላማዊ ሰልፊ ናብ ወፍሪ ምንቅስቓስ #የኣክል ዝተፀምበሩ እንትኾኑ፥ ዝተፈላለዩ…