ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ከምልሙድ ሰላማዊትን ዝተረጋገአትን ኢያ – ኤምባሲ ሩስያ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምልሙድ ኣብ ሰላማዊን ዝተረጋገአን ምንቅስቓስ ከምትርከብ ኤምባሲ ሩስያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኣገልግሎት ፕሬስ ኤምባሲ ሩስያ ሎሚ መዓልቲ ብዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ ሃገር ኣብ ውሽጢ ኣዋጅ ህፁፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳግማይ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ኣይንምርከኽን ዝብል ድምፂ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ተቐባልነት ይረክብ ኣሎ – ኣግልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣፍሪካን ካልኦት ክፍለዓለማትን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ምባሎምን “ዳግማይ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ኣይንምርከኽን” ዝብል ድምፂ ኢትዮጵያ ተቐባልነት እናረኸበ ከምዝኾነ ኣግልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዳውያን ቐቢርና ጥንኩር ምህዳር ዲሞክራሲ ክንሃንፅ ኢና – ኣይተ ከድር ጃዋር Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)”ግብረ ራዕዲ ህውሓትን መሻርክቶምን ካብ ሱሮም ነቂልና ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ምህዳር ዲሞክራሲ ክንሃንፅ ኢና” ክብሉ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣይተ ከድር ጃዋር ገሊፆም፡፡ ኣይተ ከድር ጃዋር ሓድሽ ንዝተመስረተ ህዝቢታት ክልል ደቡብ ምዕራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጅማ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኩናትን 14 ሽሕ ናይ ሓሶት ኖታት ብርን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጅማ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኩናት ሓዊሱ 14 ሽሕ ናይ ሓሶት ኖታት ብር ከምዝተተሓዙ ዋና ዳይሬክተር መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኮማንደር ፉፋ መገርሳ ኣፍሊጦም፡፡ ኮማንደር ፉፋ መገርሳ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ÷ ፀጥታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሐዚ ኣጋጢምዋ ዘሎ ፈተና ኣብ ታሪካ ካብ ዝገመምዋ ዝተፈለየ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ፀጥታን ሰላምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኢትዮጵያ ሐዚ ዘላቶ ኩነታት ብዝምልከት መበገሲ ሓሳብ ብምክትል ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን ሰላምን ምምሕዳር ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ናብ ምንቅስቓስ #የኣክል ተፀምቢሮም Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዌንቢን ናብ ምንቅስቓስ #የኣክል ተፀምቢሮም። እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ናብቲ ወፍሪ ከምዝተፀምበሩ ኣፍሊጦም፡፡ “ብሽም ዴሞክራሲ ክንደይ ገበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ ደብረ ብርሃን ኮማንደር ታዬ ሃብተጊዮርጊስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዊዒሎም Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)'ስግኣት ድሕንነት እዮም' ተባሂሎም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዊዒሎም ዝነበሩ ሰባት ካብ ማእሰርቲ ብምፍታሕ ዝተጠርጠሩ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ ደብረ ብርሃን ኮማንደር ታዬ ሃብተጊዮርጊስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዊዒሎም፡፡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላማ ሃገር ምፍራስ ዝሓዙ ግብረ ራዕዳውያን ይገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ንምፍሻል ምስራሕ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማ ሃገር ምፍራስ ዝሓዙ ግብረ ራዕዳውያን ካብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ምስ መሻርኽቶም ብምኻን ይገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ንምፍሽል ብጥንኩር ሓድነት ምስራሕ ከምዝግባእ ጉዳያት ወፃኢ ሚኒስቴር ዴኤታ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ተዛሪቦም፡፡ እቶም ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ወገን ጦር ናብ ልዑል ወፍሪ ምጥቃዕ ኣቲዩ ኣሎ – መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልቲታት ኣብ ዝተኻየዱ ፍሉያት ወፍሪታት 12 ኣመራርሓታት ኣርሚን ኮርን ፀላኢ ተደምሲሶም። መግለፂ ሂቦም፡፡ ፍልጠት ኣመራርሓን ቴክኖሎጂን ብምጥቃም መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ግምባር ባቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ኣርሲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 400 ሰንጋታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዞባ ኣርሲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 400 ሰንጋ ኣብዑር ሓገዝ ገይሩ። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሙሳ ፉሮ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥ ህዝቢ እቲ ዞባ ዝገበሮ ሓገዝ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ልዕሊ ሃገር ዝኾነ ነገር…