Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2022

መንገስቲ ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት እናገበሮ ዝርከብ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገስቲ ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት እናገበሮ ዝርከብ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ኣብ ደቡብን ደቡብ ምብራቕን ኢትዮጵያ ሰበኽ ሳግምን ቆላማ ከባቢታትን ዘጋጠመ…

ኣብ ምብራቕ ክልል ኦሮሚያ ወለጋ ብግብረ ራዕዲ ሸኔ ተዓፊኖም ዝነበሩ 6 ውልቀ ሰባት ንምልቃቕ ምንቅሳቓሳት እናተገበረ ከምዝርከብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሓሙሽተ ተማሃሮን ሓደ ድማ ብስራሕቲ ንግዲ ዝመሓደር ውልቀሰብ ወሲኹ 6 ውልቀ-ሰባት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዓፊኑ ከምዝነበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ደሕንነትን ጸፅታን ፌዴራል ኣፍሊጡ ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሻት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ፡፡…

ብኲናት ዝተጎድኡ ሰበኽ ሳግምን ሓረስቶትን መሊስኻ ንምጥያሽ ትልሚ ተታሒዙ ክሰራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብኲናት ዝተጎድኡ ሰበኽ ሳግምን ሓረስቶትን መሊስኻ ንምጥያሽ ትልሚ ተታሒዙ ክሰራሕ ከምዝግባእ ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻ ኣታሓሳሲቡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ጭፍራ ኣግማል፣ ኣጣል፣ መድሓኒታት እንስሳ፣…

ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻደ ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልትታት ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ዉድብ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ተዛዚሙ፡፡ ኣብቲ ገምጋም ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ፤ ክልል መንግስቲን ስራሕቲ ህንፀትን ብምትንታን ዓበይቲ…

ካብ እብናት ናብ ሰቆጣ እናተጓዘ ዝነበረ ኣብቶቡስ መመላለሲ ህዝቢ ተገልቢጡ ክሳብ ሕዚ 20 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ እብናት ናብ ሰቆጣ እናተጓዘ ዝነበረ ኣብቶቡስ መመላለሲ ህዝቢ ተገልቢጡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክሳብ ሕዚ 20 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ፖሊስ ትራፊክ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ኣጋጢሙ ዘሎ ካብ ዓምደወርቅ ውፅእ ኢሉ ኣቦ መገንፀሊ መገዲ…

ምስ ኣቕራቢ ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ዱባይ “ዲፒ ወርልድ” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና – ዳግማዊት ሞገስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ “ዲፒ ወርልድ” ሱልጣን ኣህመድ ቢን ሱላዬም ኣብ ዱባይ ተራኺበን ዕዉት ልዝብ ከመዝገበራ ገሊፀን። እቲን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ኣብ ዝፀሓፈኦ መልእኽቲ፥…

ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ፋንቱ ተስፋዬ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣብ ዞባ ቦሮና ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዝነብሩ ሰበኽ ሳግም መንግስቲን ህዝቢን ተወሳኺ ሓገዝ ንኽገብሩሎም ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቦሮና ዘጋጠመ ድርቂ ካብ እንስሳት ብተወሳኺ ኣብ ህይወት ሰባት ሓደጋ ከምዘንፀታለለወ ሰበኽ ሳግም እቲ ከባቢ ገሊፆም። ዝተገበረሎም ሓገዝ ብመንፅር ስፍሓት እቲ ፀገም እኹል ከምዘይኮነን መንግስቲን ህዝቢን ተወሳኺ ሓገዝ ንኽገብሩሎምን ፃውዒት…

ኣብ ክልል ደቡብ ብልዕሊ 3 ቢልዮን ብር ወፃኢ ዝተፈላለዩ ህንፀት ፕሮጀክታት ይካየዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ብልዕሊ 3 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ዝተፈላለዩ ካፒታል ህንፀት ፕሮጀክታት ይካየድ ምህላዉ ቢሮ ፕላንን ልምዓትን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ምስ ኣብያተ ዕዮ በዓል ዋና ፕሮጀክት ብምትሕብባር ኣብ ኣፈፃፅማ ህንፀት ፕሮጀክትታት ከምኡ እውን…

ንዘመትቲ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ዘመትቲ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣፍልጦ ተዋሂቡ። ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ፥ ሰብ ሞያታት ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ኣመልኪቱ ኣብ ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተረኺቦም…