ቀ/ሚ ኣቢይ ፃውዒት #ናብሃገር ተቐቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ምስ ዝመፅኡ ኣባላትን ተወከልቲ ማሕበራትን ማሕረሰብ ዳያስፖራ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት #ናብሃገር ተቐቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ ማሕበራትን ኣባላትን ማሕረሰብ ዳያስፖራ ተራኺቦም ዘቲዮም።
ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ብዙሓት ዛዕባታት ተላዒሎም ልዝብ ተገይሩሎም።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣…