ዝተዓጠቕናዮ ዘበናዊ መሳርሒን ቴክኖሎጂን ዒላሙኡ ፈልዩ ዝወቕዕ ስለዝኾነ ሰላማዊ ዜጋታት ክወቅዕ ኣይኽእልን – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየርና ዝተዓጠቖ ዘበናዊ መሳርሒን ቴክኖሎጂን ዒላሙኡ ፈልዩ ዝወቕዕ ስለዝኾነ ሰላማዊ ዜጋታት ክወቅዕ ኣይኽእልን” ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ።
እቲ ሓይሊ ኣየር ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተሃቀነ ሓደጋ ህልውና…