Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2022

ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ዝተመረፁ ሃፍቲታት መዓድን ብሰፊሑ ንኽሳተፉ እብ ምርድዳእ በፂሕና – ኢንጂነር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ዝተመረፁ ሃፍቲታት መዓድን ብሰፊሑ ንኽሳተፉን ብሓባር ንምስራሕን እብ ምርድዳእ በፂሕና ክብሉ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያብራክ ኣልፕ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…

ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ንሃገሩ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ንሃገሩ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ። ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ ሰላምን ልምዓትን ዲፕሎማሲ ሃገሮም ዝህልዎም ግደን ኣብ ከተማ ጎንደር ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንትን ዘድሃበ ዓውዲ መፅናዕቲ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብመሰረታዊነት ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ምርድዳእ ንኅህሉ ክገብር ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብመሰረታዊነት ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ምርድዳእ ንኅህሉ ክገብር ኢዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘቐመጠኡ ፅሑፍ፥ ሕገ መንግስቲ መሰረት ብምግባር መጣየሺ ኣዋጅ…

ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያን ኣብ ከተማ ኣዳማ ተጀሚሩ። ኣብቲ ግመገማ ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያ ኣይተ ፍቓዱ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ደቡብ ሱዳን ዝተለዓሉ ዕጡቓት ዓሌት ሙርሌ መጥቃዕቲ ምብፀሖም ኮሚሸን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ደቡብ ሱዳን ዝተለዓሉ ዕጡቓት ዓሌት ሙርሌ ዶብ ሰጊሮም መጥቃዕቲ ምብፀሖም ኮሚሸን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣቡላ ኡቦንግ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ክልል ጋምቤላ እዋኑ…

ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ተእትዎ መጠን ፍርያት ቡን ብ196 ሚኢታዊ ዓቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ተእትዎ መጠን ፍርያት ቡን ብ196 ሚኢታዊ ዓቢዩ። ትማሊ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሸመ ቶጋ ዝተሳተፉሉ ሰሚናር ተኻይዱ። እቲ ሰሚናር በቐንዱ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ፈረንጂ ዓመት ዝተኻየደ ፎረም ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ…

ቻይና ዝኾነ ይኹን ዓይነት ቴክኖሎጂ ካብ ወፃኢ እንተየእተወት ዝሰርሐተን ኣውሮፕላን ኣብዚ ዓመት ንመሸጣ ክተቕርብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ዝኾነ ይኹን ዓይነት ቴክኖሎጂ ካብ ወፃኢ እንተየእተወት ዝሰርሐተን ሲ 919 ዝተብሃላ ኣውሮፕላናት መገዲ ኣብዚ ዓመት ንመሸጣ ከምተቕርብ ኣፍሊጣ። ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ መቐመጢኡ ሻንጋይ ናይ ዝገበረ ኮርፖሬሽን ንግዲ ኣውሮፕላን ቻይና ው…

ውሳነታት ራብዓይ ቤት ምኽሪ ሚነሲትራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኅሪ ሚኒትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ብቀዳምነት ዝተዛተየ ኣወዳድባ፣…

ካብ እንስሳ ናብ ሰብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ንምክልኻል እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ እንስሳ ናብ ሰብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ንምክልኻል ሚኒስቴር ጥዕናን ሚኒስቴር ሕርሻን ብሓባር እናሰርሑ ከምዝኾኑ ገሊፆም። ብብርኪ ዓለም ን6ይ ግዘ፤ ብብርኪ ሃገር ድማ ን4ይ ግዘ ዝኽበር ናይ ሎሚ ዘበን በዓል መዓልቲ ጥዕና (One Health Day)…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ ፌስቲቫል ባህሊ ካብ ዝቕፅል ሰንበት ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝቕፅል ሰንበት ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕን 300 ሺሕ ሰባት ክሳተፉሉ ኢዮም ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉን ፌስቲቫል ባህሊ ክካየድ ኢዩ። ሓላፊት ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ-ጥበባትን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ መበል 13…