ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 82 በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 82 በዓል ምጥያሽ ፈረሰኛታት ኣገው ኣብ ከተማ እንጅባራ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምሐዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ፌዴራልን ከምኡ እውን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ተፋሰስ ንዕብየት ሕርሻ መሰረት እዩ – ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ልምዓት ተፋሰስ ንዕብየት ሕርሻ መሰረት እዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምህዳር ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ 2014 ዓ.ም ብብርኪ ክልል ኣብ ወረዳ ዳሌ ቀበሌ ቃሊቴ ሲሚጣ ኣጀሚሮም፡፡ ኣብ ናይ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ መስመራዊን መኮንናትን ሰራዊት ምክልኻል ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ክፍሊ ሰራዊት ምክልኻል ብኣፈፃፅማ ስረሖም ልዑል ውፅኢት ዘመዝገቡን ፃንሒት ገዚኦም ዝሸፈኑን መስመራዊን ላዕለዎት መኮንናትን ዕብየት መዓርግ ሂቡ። ኣዛዚ እቲ ክፍሊ ብ/ጀነራል ጌታሁን ካሳዬ፥ “ካብ ሓደ መዓርግ ናብ ካሊእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ንጉባኤ ሕብረታ ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ምእታው ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሪካን መበል 40 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ እቲ ሕብረትን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ምእታው ጀሚሮም። ትማሊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ፍሬድሪክ ሻቫን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና ካብ መሓዙት ኣካላት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ካብ መሓዙት ኣካላት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ትካላት ብርኩ ጉድኣት ትካላት ብምፅናዕን ሓገዝ ወሃብቲ ኣካላትን ብምጥንኻር ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝበፅሐ ስብራትን ዕንወት ንብረትን ንምፅጋን ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ምሽብሻብ የድሊ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝበፅሐ ስብራትን ዕንወት ንብረትን ንምፅጋን ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ምሽብሻብ ከምዘድሊ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ሚኒስቴር እቶት፥ “ኣገልጋላይነት መግለፂና ኢዩ” ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ን35 ፅጉማት ኣዴታት መጀመሪ ስራሕ ሓገዝ ገንዘብ ገይረን Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ፌደርኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝነብራሉ ከባቢ ኣብ ፀገም ንዝነበሩ 35 ኣዴታት መጀመሪ ስራሕ ሓገዝ ከምዝገበራ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣፍሊጡ። ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝነብራሉ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ኣብ ፀገም ንዝርከባ ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሞት ኣዴታት ምንካይን ምጥፋእን ኩለመዳያዊ ፀገማት ምፍታሕ ማለት እዩ ክብሉ ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 16 ግዘ ኣብ ዝኽበር ብሄራዊ ወርሒ ኣዴታት “ብምኽንያት ድሕሪ ወሊድ ብሰንኪ ምፍሳስ ደም ዝፍጠር ሞት ኣዴታት ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና ንከላኸል“ ብዝብል ጭርሖ ኣብ ከተማ ደሴ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስትር ጥዕና…
ስፓርት ኣብ ከተማ ማንሃተን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌቲክስ ዓለም ኣኽሱማዊት እምባየ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኒዮርክ ማንሃተን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ደቂኣንስትዮ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ1500 ሜትሮ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ተዓወትቲ ኮይነን፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣኽሱማዊት እምባየ 1ይ፣ ሂሩት መሸሻ 2ይን ፍሬወይኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ከተማ ኣቡዳቢ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ከተማ ኣቡዳቢ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣቡዳቢ እንትበፅሑ፥ ዘውዳዊ ልኡልን ምክትል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብን ሞሃመድ ቢን…