ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ክሳብ 6 ጥሪ ከምዝቕፅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምጥያሹ ስዒቡ ምጥቋ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ካብ 26 ታሕሳስ ጀሚሩ እነሳቐፀለ ከምዝርከብን ክሳብ 6 ጥሪ ከምዝቕፅን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ።
ኣበቲ ከይዲ ጠቆምቲ ዘልዕሉዎምን ክብራህርሁሎም ዝደልዩዎምን ጉዳያት ኣመልኪቱ…