በዓል ልደት ብዘይ ዝኾነ ስግኣት ፀፅታ ንኽኽበር ብቖራፅነት ይስራሕ ኣሎ – ፖሊስ ፌዴራል
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ንተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ።
ኣብ መልእኽቱ ድማ በዓል ልደት ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ሕድሕድር ርክቦም ብዝበለፀ ዘጠናኽሩሉ፣ መንፈሳዊ ክብርታቶም…