ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ን27 ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ን27 ኣምባሳደራት ሽመት ምሃበን ቤት ፅሕፈት ከምዝሓበሮ እተን ፕሬዝዳንት ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ተፈራ ደርበው፣ ኣይተ ደሴ ዳልኬ ፣ ዶክተር ስለሺ በቀለ ፣ ጀነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓታት ክልል ኦሮሚያ ኩሉ ግዘ ሰኑይ፣ ረቡዕን ዓርቢን ኣብ ቢሮኦም ብምርካብ ሕቶ ህዝቢ ንኽኽፈትሑ ውሳነ ተመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓታት ኩሉ ግዘ ሰኑይ፣ ረቡዕን ዓርቢን ኣብ ቢሮኦም ብምርካብ ሕቶ ህዝቢ ከዳምፁን ትፅቢት ዝግበረሎም ኣገልግሎት ብግቡእ ንኽህቡን ውሳነ ምሕላፉ ተገሊፁ። እቲ ክልላዊ መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ መንግስቲ ስውድን ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣብ ምህናፅ ሓገዝ ንኅገብር ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃ ኑ ነጋ መንግስቲ ስውድን ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣብ ምህናፅ ሓገዝ ንኽገብር ፀዊዖም። እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ኣብ ህንፀት ዝዓነዊ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣድሂቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምብሓዱሽ ካብ ዝወረሮም ከባቢታት ብህፁፅ ንኽወፅእ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምብሓዱሽ ካብ ዝወረሮም ከባቢታት ብህፁፅ ንኽወፅእን ኣብቲ ቀጠና ዝኸፈቶ ኲናት ጠጠው ንኸብልን ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣተሓሳሲቡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ለበዳ ሕማም ከይኽት ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ለበዳ ሕማም ከይኽት እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ድርቂ ብዘስዐቦ ሕፅት ምግቢን ማይን ከምኡ እውን ብምኽንያት ለውጢ ንብረት ኣየር ለበዳ ናይ ምውላዕ ዕድሉ ሰፊሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዞባ ጉጂ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተመዛበሉን ጉድኣት ዝበፅሖምን ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጉጂ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተመዛበሉን ጉድኣት ዝበፅሖምን ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ፡፡ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዞባ ጉጂ ብድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽ ሚኒስትራት ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተኣወጀ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ግዘ ተፈፃምነቱ ንኸሓፅር ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 2ይ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ልዕሊ ህልውናን ሉኣላውነትን ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 5/2014 ተራፊ ኣብ ዝኾነሉ ውሳነ ሓሳብ ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምምሕያሽ ኣሰራርሓታት ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘድሃበ ዑደት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዎ ኣሰራርሓ ንምምሕያሽ ዝዓለም ዑደት ተኻይዱ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶከክተር በለጠ ሞላን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሳንዶካን ደበበን ምንቅስቓስ ስራሕቲ ኣይ ሲ ቲ ተዓዚቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ከባብታት ሰሜን ሸዋን ደቡብ ወሎን መሊስካ ብምጥያሽ ዝተባብዑ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ርክባት ወፃኢን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሰላምን ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ከባብታት ሰሜን ሸዋን ደቡብ ወሎን መሊስካ ብምጥያሽ ኣተባባዕቲ ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ። ብኣምባሳደር ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ልዝብ ዝምረሐሉ መምርሒ ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ፡፡ እቲ ናይ ዘተ ሰነድ መምርሒ፥ ዘተ ፓርቲታት ፖለቲካ ሕድሕዶም ዝገብሩዎ ዘተ ብኸመይ ምክያድ ከምዘለዎ ዝውስን ከምዝኾነ…