ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ዝኸዶ መገዲ ዝድገፍ ከምዝኾነ እስራኤል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብማሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ኣማኻሪ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣምባሳደር ዚቪ ቪፒኒ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ኣብ ክልተኣዊ ርክባትን ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ረታ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ብሄረሰብ በርታ መፀውዒ ሽም እቲ ብሄረሰብ ቤኒንሻንጉል ንኽኸውን ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄረሰብ በርታ መፀውዒ ሽም እቲ ብሄረሰብ ቤኒንሻንጉል ንኽኸውን ወሲኑ። እቲ ቤት ምኽሪ 8ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ወረዳ ሙከር የሳልጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ መፀውዒ ሽም እቲ ቤት ምኽሪ ቤኒንሻንጉል ንኽኸውን ዝወሰነ እንትኸውን፥ እቲ ሽም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ጅግጅጋ ተሃኒፆም ንኣገልግሎት ክፍቲ ዝኾኑ መገዲታት ተዘዋዊሮም ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ጅግጅጋ ተሃኒፆም ንኣገልግሎት ክፍቲ ዝኾኑ መገዲታት ተዘዋዊሮም ጎብኒዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ሓዊሱ ምስ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ሩሲያን ናይ ሓባር ፎረም ንግዲ ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) “ቢዝነስ ፎረም ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ሩስያን” ብዝብል ርእሲ ኣብ ጉዳያት ንግዲ ዘድሃበ መድረኽ ኣብ ሞስኮ ተኻይዱ። ኮሚቴ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኣፍሪካ (AFROCOM)ን ቤትምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ሩሲያን ብምትሕብባር ዘሰናድእዎ እቲ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ታሴራ ንፀላኢ ኣሕሊፎም ንምሃብ ይንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ከባቢ ከተማ ጎንደር 314 ዘይሕጋዊ መለለዪ መንነት ንፀላኢ ኣሕሊፎም ንምሃብ ብሕቡእ ይጓዓዙ ነይሮም ዝተብሃሉ ክልተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምውዓሎም ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ሓላፊ ርክብ ህዝቢ መምርሒ ፖሊስ ከተማ ጎንደር ኢንስፔክተር እየሩስ…
ስፓርት ጋምቢያ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ታሪኻ ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋምቢያ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፋ። ትማሊ ምሸት ሓደ ሰዓት ጋምቢያ ምስ ጊኒ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ብብሕታዊት ሽቶ ሙሳ ባሮ 1 ን 0 ብምስዓር ኢያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣገልግሎት መሬት ተንከፍ ተነቢሩ ዝነበረ እግድ ተላዒሉ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግዚኡ ተኣጊዱ ዝነበረ መሬት ተንከፍ ኣገልግሎት ከምዝተለዓለ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ግዚያዊ እግድ ስለዝተለዓለ እቲ ኣገልግሎት ካብ 13 ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ በቢክፍለከተምኡ ምትእንጋድ ከምዝከኣል ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድርቂ ብዘላቕነት ንምክልኻል ዝጀመርናዮም ፕሮጀክት ህንፀት ኣናእሽተይ ግድባት ክነቀላጥፎ ኢና – ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድርቂ ከየጋጥም ብዘላቕነት ንምክልኻል ኣብ ቆላማ ከባቢታት ምኽዛን ማይን ኣጠቓቕማን ንምምሕያሽ ዝጀመርናዮም ፕሮጀክት ህንፀት ኣናእሽተይ ግድባት ክነቀላጥፎ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ብወገን ክልል ዓፋር ብምኽንያት ዝኸፈቶ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ሓገዝ ፅዒነን እናተጓዓዛ ዝነበራ ተሸከርከርቲ ንደሓር ክምለሳ ተገዲደን Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ክልል ዓፋር ብምኽንያት ዝኸፈቶ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ሓገዝ ፅዒነን እናተጓዓዛ ዝነበራ ተሸከርከርቲ ንደሓር ንኽምለሳ ከምዝተደዳ ተገሊፁ። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ፥ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ተረኺበን ሪአንኦ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ ኢትዮጵያ ዓቢዪ ኣሰር ንዘዕረፈ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ መንብሪ ገዝኡ ተረኺበን ጎብኒየንኦ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ “ሎሚ መዓልቲ ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ ኦሮሞ…