ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሰበኽ ሳግም ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 ሃገር ለኸ መዓልቲ ሰበኽ ሳግም ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ። “ልምዓት ሰበኽ ሳግም ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ መበል 18 መዓልቲ ሰበኽ ሳግም፥ ተቓላዕነት ድርቂ ሰበኽ ሳፈግም ብሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ኣጣዬ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ኣጣዬ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ። ሌሊት ካብ ወልዲያ ናብ ኣዲስ ኣበባ 22 ሰባት ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት መመላለሲት ህዝቢ ሚኒባስ ኣብ ከተማ ኣጣዬ እንትትበፅሕ ኣብቲ ቦታ ጠጠው ኢላ ምስ ዝነበረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጂግጂጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዑል ገንዘብ ታክስ ንኽተርፍ ብምግባር 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ብላዕ እናተቐበሉ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር እቶት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ሚኒስቴር እቶት ክፍፀሙ ዝነበሩ ገበን ግዕዝይና ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ዛሪቦም። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ናይ ሕሶት ደረሰይ ጥራሕ እናሸጡ ሃፍቲ ሃገር ናብ ጅበኦም ናእተዉ ዝነበሩ 63 ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ምብራቕ ኣብ ውግእ ዝሐሸ ውፅኢት ንዘምፅኡን ፃንሒት እዋኖም ዝሸፈኑን ኣባላቱ ዕቤት መኣርግ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ኣብ ውግእ ዝሐሸ ውፅኢት ንዘምፅኡን ፃንሒት እዋኖም ዝሸፈኑን ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ዕቤት መኣርግ ሂቡ። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝኸፈቶ ኲናት ብምውጋእን ኣዋጋእቲ ብምዃንን፣ ልዕሊ ፀላኢ ልዑል ክሳራ ክበፅሖ ዝገበሩን ፃንሒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ህንፀት ግድብ መስኖ ዝተዋፈሩ ተቛረፅቲ ሲሚንቶ ብቐጥታ ካብ ፋብሪካ ንኽወስዱ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀታት ግድብ መስኖ እንተይተቆራረፁን ብቕልጡፍ ንኽዛዘሙን ተቛረፅቲ ሲሚንቶ ብቐጥታ ካብ ፋብሪካ ንኽወስዱ ምስ ኣፍረይቲ ኣብ ምርድዳእ ከምዝተበፅሐ ሚኒስቴር መዓድን ገሊፁ። ሚኒስትር ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ኣብ ቆላማ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝግበሩ ህንፀታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዘውፅኡ ቀረባት ምግቢን ኣፋውስን ናብ ትግራይ በፂሑ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዘውፅእ ቀረብ ምግቢን 128 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ኣፋውስን ናብ ትግራይ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ቀረብ ሓገዝ እታወት ሕክምና ብዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ናብ በረራ ንምምላስ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብረርቲን ካልኦት ሰራሕተኛታት እቲ መገዲ ኣየርን ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ናብ በረራ ንምምላስን ንዓማዊል ኣገልግሎት ንመሃብን ምድልዋት ከምዝኾኑ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። አቲ መገዲ ኣየር ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ዝተብሃለ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዞባ ኪልበቲ ረሱ ኵናት ከምዝኸፈተ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ኣትዩ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ዝበፅሖ ስዕረት ንምክሕሓስ ሐዚ እውን ኣብ ዞባ ኪልበቲ ረሱ ኵናት ከምዝኸፈተ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መግለፂ÷…
ቢዝነስ ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ልዕሊ 238 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ልዕሊ 238 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተተሓዘ በጀት ዓመት ናይ መጀመርያ መንፈቕ ዓመት÷ ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ 265 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ…