ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ባይቶወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዘለውሉ ይካየድ ኣሎ። ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምድሃብ ሕቶታት የቕርቡ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መብርሂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪካዊ ምዕራፍ ኣብ ዝገዕልፅ ሃገራዊ ዘተ ብኮሚሽነርነት ሓላፍነት ምፅዋር ፍሉይ ክብሪ ኢዩ -ኣከብቲ እቲ ኮሚሽን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሪካዊ ምዕራፍ ኣብ ዝገዕልፅ ሃገራዊ ዘተ ብኮሚሽነርነት ሓላፍነት ምፅዋር ፍሉይ ክብሪ ኢዩ ክብሉ ኣከብቲ እቲ ኮሚሽን ተዛሪቦም። ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን አረዓያን ምክትል ኣካቢት ሂሩት ገብረስላሴን ብጥቆማ ህዝቢ ንህዝቢ ንምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ መረፃ ኮሚሽነራት መሳተፊ፣ ግልፂን ተኣማንነት ዘለዎን ኢዩ – ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ መረፃ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር መሳተፊ፣ ግልፂን ተኣማንነት ዘለዎን ከምዝኾነ ኣፈ ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ 2ይ ህፁፅ ኣኼባ ንሃገራዊ ኮሚሽን ኮሚሽነርነት ዝቐረቡ ሽመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ብምኽንያት ወፍሪ ህልውና ተቛሪፁ ዝነበረ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ሎሚ መዓልቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ። ልዕሊ 3 ሺሕ ዝኾኑ ነባር ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቶም ንምምላስ ናብቲ ዩኒቨርሲቲ እናኣተዉ እንትኾኑ፥ ነዚ ድማ ተምሃሮ ተቐቢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 250 ኩንታል ሓሽሽ ተወጊዱ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሸሞንተ ኣዋርሕ 250 ኩንታል ሓሽሽ ከምዘወገደ ምምሕዳር ፀፅታ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ኣፍሊጡ። ኣብ ገፀርን ከተማን ብስፍሓት ዝፈሪ ፍሪያት ሓሽሽ ሰንሰለት ዕዳግኡ ክሳብ ኬኒያ ዝበፅሕ ከምዝኾነ እቲ ቤት ዕዮ ገሊፁ። ኣብ ውሽጢ ሸሞንተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ክልቲኣዊ ዘተ ፖለቲካ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ክልቲኣዊ ዘተ ፖለቲካ ኣካይዶም እቶም ኣምባሳደር ሎሚ መዓልቲ ኣብ እስላማዊ ሪፐብሊክን ፓኪስታን ዑደት ገይሮም። ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ንክልል ሶማሌ 50 ሜትሪክ ቶን ደገፍ እታዎታት ሕክምና ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንክልል ሶማሌ 50 ሜትሪክ ቶን ደገፍ እታዎታት ሕክምና ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ መድሓኒታት፣ ዝተፈላለዩ እታዎታት ሕክምናን ሃነፅቲ ምግብታት ህፃውንቲ ኢዮም ተባሂሉ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ቆቦ ንዘለዉ ተመዛበልቲ ወገናት ደገፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ቆቦ ንዘለዉ ተመዛበልቲ ወገናት ደገፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ንልዕሊ 12 ሺሕ ሰባት ዝኸውን ምግቢ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሕሩጭ ስርናይ፣ ዘይቲ ብልዒ፣ ዓተርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ቦረና ዞን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋርም ኣፍሪካን ኤስ ኦ ኤስ ሳህልን ዝተብሃሉ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ መኖ እንስሳት ገይሮም። መካየዲ ስራሕ ኮሙዩኒኬሽን ፋርም ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መብርሂ ክህቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ፅባሕ ክህቡ ኢዮም። ጣቢያና ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓሉ…