ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮምቦልቻ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ኣብ ምውፃእ ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምቦልቻ ካብ ገብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ኣብ ምውፃእ ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦን ምስጋናን ተዋሂቡ። ማሕበረሰብን ምምሕዳን እታ ከተማ ኣብ ዘዳለውዎ ስነስርዓት ኮምቦልቻ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ኣብ ምውፃእ ዕዙዝ ተራ ንዝነበሮም ኣባላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ እንመን ኢዮም? Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሕብረተሰብ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዝኾኑ ሕፁያት ንኽጠቁም ብግባር ልዕሊ 600 ሕፁያት ኮሚሽነራት ከምዝተጠቖሙ ዕላዊ ምግባሩ ይፍለጥ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ እቲ ባይቶ ንኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ሕፁያት…
ስፓርት ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ ስግረ ዶብን ጎደናን ኢ/ውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ ስግረ ዶብን ጎደናን ከምኡ እውን ኣብ ስፔን ከተማ ሲቪያ ብዝተገበረ ውድድር ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ሲቪያ ብደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ ሽመት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ ሽመት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ዝርዝር ሽም እቶም ሕፁያት ኮሚሽነራት ንርእይቶ ህዝቢ ዓሊሙ ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር። እቲ ዝተረኸበ እታዎት ድሕሪ…
ስፓርት ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ካምሃ ኣትሌት ግርማዊት ገ/እግዚአብሄር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ካምሃ ኣትሌት ግርማዊት ገ/እግዚአብሄር ተዓዊታ። ኣትሌት ግርማዊት ገ/እግዚአብሄር 1:04:14 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ተዓዊታ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ቦሰና ሙላቴ 1:05.46 ብዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም አመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም አመሓላሊፈን። ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእክቲ፥ ‘‘ብራኢ እቶም ንጉስ ተጀመረ፣ ድፍረት ተኸተለ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪን መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪን ምጅማር ፍልፍል ሓይሊ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዘቕርቦ ሓይሊ ብዲፕሎማሲን ዝተፈላለዩ ዓውዲታትን ኩለመዳይ ረብሓ ዝህብ ኢዩ – ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሳሊኒ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2022 0 ኣዲ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዘቕርቦ ሓይሊ ብዲፕሎማሲን ዝተፈላለዩ ዓውዲታትን ኩለመዳይ ረብሓ ዝህብ ከምዝኾ መስራቲ፣ በዓል ዋናን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ኩባኒያ ሳሊኒ ፔድሮ ሳሊኒ ገሊፆም። እቶም መካየዲ ስራሕ ኣብ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ምጅማር ፍልፍል ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ መጥቀሚ ፖለቲካ ወፂኡ ናብ ሓይሊን መጥቀሚ ህዝቢን ንኽወርድ ዝገበረ ኣመራርሓ ፈጢሩ ኢዩ – ዶክተር ኣብርሃም Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ መጥቀሚ ፖለቲካ ወፂኡ ናብ ሓይሊን መጥቀሚ ህዝቢን ንኽወርድ ዝገበረ ኣመራርሓ ከምዝፈጠረ ሚኒስትር ምክልኻልን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ግድብን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ንኢትዮጵያ መእተዊ ብርሃን ኢዩ’ሞ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሎሚ መዓልቲ ንኢትዮጵያ መእተዊ ብርሃን ኢዩ’ሞ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ በለና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ካብ ኣፍሪካ ዝዓበየ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ስርሑ…