Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ኣባይን ዓበይቲ ፍፃመታት ግድብ ህዳሰን

1922 ፦ ኢትዮጵያ ኣቨብ ሩባ ኣባይ ግድብ ንምህናፅ ፈላማይ መፅናዕቲ ዘካየደት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1922 ዓ.ም ነይሩ። 1927፦ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 19 27 ብእንግሊዛዊ ዳህሳሲ ሮበርት ኤርነስት ቺዝ ማን ዝተመርሐ መፅናዕቲ ተኻይዱ ኢዩ። 1958፦ ከም ኣቆፃፅራ…

ኣብ ሞንጎ ቀይሕ ባሕሪን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ጥንኩር ማዕቐፍ ምትሕብባር ምፍጣር የድሊ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ቀይሕ ባሕሪን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ጥንኩር ማዕቐፍ ምትሕብባር ምፍጣር ከምዘድሊ ምክትር ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ትኹረቱ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምጅማር ስራሕ ሓይሊ ግድብ ህዳሰ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምጅማር ስራሕ ፍልፍል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግድብ ህዳሰ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር 375 ሜጋ ዋት ዘፈልፍል ግደብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ከይዲ ምፍልፋል ሓይሊ ኤሌክትሪክ እቲ ግድብ ኢዮም ብዕሊ ኣጀሚሮም ዘለዉ፡፡…

ዋና ሓላፊ ትካል ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ህወሓት ኣብ ደቡብ ወሎ ዘብፅሖ መጉዳእቲ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ሓለፊ ትካል ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩ ኤን ዲ ፒ) ቱርሃን ሳልሕን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ትካል ልምዓት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ዞባ ደቡብ ወሎ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ መጉዳእቲ ተዓዚቦም። ዋና ሓላፊ ቱርሃን ሳልሕን…

ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኢትዮጵያ ዘልዐለቶም ሓሳባት ተቐባልነት ረኺቦም ኢዮም – ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኢትዮጵያ ዘልዐለቶም ሓሳባት ተቐባልነት ከምዝረኸቡ ቀዋሚት ልእኽቲ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም፣ ሉክዘምበርግን ትካላት ኣውሮፓን ሂሩት ዘመነ ገሊፀን። እተን ኣምባሳደር ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ፕሮጀክት ቦረና ህንፀቱ ብ253 ሚሊዮን ብር ከምዝጅመር ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊድ 205 ሄክታር ዝሽፍን ፕሮጀክት ቦረና ህንፀቱ ብ253 ሚሊዮን ብር ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣፍሊጡ። ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ኣብ ሸውዓተ ክላስተራት ከምዝጅመር ዝተሓበረ እንትኸውን፥ 205 ሄክታር ዝሽፍን ፕሮጀክት ብ253…

ኢትዮጵያ ዝዘመነን ዜጋታታ ዝኾርዑላን ሓይሊ ባሕሪ ንምህናፅ እናሰርሐት ምዃና ተገንዚብና – ልኡኽ ፌዴሬሽን ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ፌዴሬሽን ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ። መንግስቲ ሩሲያ  ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት ዝዘለቐ ሰናይ ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ዘለዎ እንትኸውን፥ ዕላማ እቲ ዑደት ድማ ሓደ ኣካል እቲ…

ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ዓፋር ጠጠው ንኽብል ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር እናፈፀሞ ዝርከብ መጥቃዕቲ ንምክልኻልን ኣብ ዝኣተዎ ንምትራፍን ፍሉይ ሓይሊ ዓፋር፣ ሚሊሻን ህዝባዊ ሰራዊትን እናተቃለሰ ከምዝኾነ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣሕመድ…

ክልል ሲዳማ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን ሉኡኾምን ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ኣረኪቦም። ኣይተ…

ኣብ ምዕራብ ወለጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጊምቢ ቀበሌ መልካ ጋሲ መላካ ሆላ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ከምዝሓለፈ መተሓባበሪ ትራፊክ ወረዳ ጊንቢ ሳጅን ድሪባ ሻንቆ ተዛሪቦም። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዘጋጠመ ሓደጋ…