ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር ጣሊያንን ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴን ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ኣብ ዝግበረ ምትሕብባር ዘድሃበ ልዝብ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝገብረኦ ምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናሚ ምትእስሳርን ንመከፋፈልቲ ነዳዲ ብምጥንቃቕ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ለካቲት ብዘለዎ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናሚ ምትእስሳርን ሓደሓደ ኩባኒያታት መከፋፈልቲ ነዳዲ ሰብ ስራሕ ሕፅረት ሕፅረት እናፈጠሩዎ ካብ ዝርከቡ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲቡ። ስርዓት ንግዲ ንምዝባዕ ኣብ ዘይተገበአን ዘይሕጋዊን ተግባር ተዋፊሮም ዝርከቡ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሴኔጋል ምስ ቡርኪናፋሶ ክራኸባ ኢየን Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ምስ ሃገራዊት ጋንታ ቡርኪናፋሶ ክራኸባ ኢየን። ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣሊዎ ሲሴ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝማዕበለት ኣፍሪካ ንምርኣይ ኣብታ ኣህጉር ዝረኣዩ ጎንፂታ ምውጋድ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዝማዕበለት ኣፍሪካ ንምርኣይ ኣብታ ኣህጉር ዝረኣዩ ጎንፂታ ምውጋድ ከምዝግባእ ምክትል ዋና ፀሓፊት ወድብ ሕቡራት መነግስታትን ኣፈፃሚት ስራሕ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ቬራ ሶንግዌ ተዛሪበን። እተን ኣፈፃሚት ስራሕ ኣብ መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ ምስ ናሚቢያን ካኔሮንን መዘናታቶም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ናሚቢያ ኔቱምቦ ናንዲ-እንዳይትዋን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካሜሮን ሌጄኡን ምቤላ ምቤላን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘተታት ዝመርሓሉ ሰነድ መምርሒ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብ 2011 ዓ.ም ኣፅዲቀምዎ ዝነበሩ ሰነድ መምርሒ ዘተ ምምሕያሽ ብምግባር ዓምዩቕ ዘተ ድሕሪ ምግባር ዳግማይ ክፀድቕ ገይሮም። እቲ ሰነድ መምርሒ፥ ኣብ መንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበሩ ዘተታት ብስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝዕፀዉ መገዲታት እታ ከተማን ተለወጥቲ መስመራትን ዕላዊ ተገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝዕፀዉ መገዲታት እታ ከተማን ተለወጥቲ መስመራትን ዕላዊ ምግባሩ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፡- ካብ ኣዋሬ ብጥይት ቤት ናብ ፓርላማ ከምኡ እውን ካብ ቡልጋሪያ ናብ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝተፈላለዩ ትካላትን ኤምባሲታትን ኣፍሪካ ዝተውሃቡ ቦታታት ብህፁፅ ናብ ህንፀት ንክኣትዉ ዘድሊ ድጋፍ ክግበር ኢዩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ንዝተፈላለዩ ትካላትን ኤምባሲታትን ኣፍሪካ ዝተውሃቡ ቦታታት ብህፁፅ ናብ ህንፀት ንክኣትዉዘድሊ ድጋፍ ክግበር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ዝጀመረ መበል 40…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ለውጢ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ መሰረት ኢዩ – ዶ/ር ፍጹም ኣሰፋ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ለውጢ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ መሰረት ከምዝኾነ ሚኒስትር ልምዓትን ፕላንን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ብሓላፊ ሳፋሪኮም ኣብ ኬንያ ሚካኤል ጆሴፍ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓውዲ ቱሪዝም ዝተገበሩ ቅድመ ምድላዋት ዘተባብዑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዝምልከት ብዓውዲ ቱሪዝም ዝተገበሩ ቅድመ ምድላዋት ዘተባብዑ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ። ኣመኻሪ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ጌትነት ይግዛው ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኮንፈረንስ ቱሪዝም…