Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2022

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ተዛቲየን። ዕድላትን ኣማራፂታትን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንሰብ ሃፍቲ ጃፓን ብሓባር ናይ ምፍላጥ ስራሕቲ ምስራሕ ኣብ ዝከኣሉሎም መገዲታት ኣብቲ እዋን ዘተ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጂቡቲ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ሴኔጋል፣ ሊቢያን ሞሪታኒያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጂቡቲ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ሴኔጋል፣ ሊቢያን ሞሪታኒያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሮካን መበል 40 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚን ንምስታፍ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጂቡቲ ሙሃሙድ ዓሊ የሱፍ፣…